የማነ ፍሻለ ዑቕባ ግንባር ሓቲቱ፡ 12.06.16፡ ህበይሲ ምስ ድሕረ-ባይታኣ ኣዕብዩ ኣብ ዘርእያ መስተያት ምስ ትቐርብ፡ ንነፍሲ-ወከፍ ናይ ባዕላ ምንቅስቓን ውቃበን እናረኣየት “ከምዚኣ ዓይነት እኪትን ክፍእትን ፍጥረትከ ኣላ ድያ” ኢላ’ያ ትዕዘም። ኮምሽን ምጽራይ ገበናት ከም ደብዛዝ መስትያት ንየማነ ህበይ ከፊላዊ ምስሉ ስለዘርኣየቶ፡ ንገዛእ መልክዑ እናጓነያ ካን ዓቢዱ። ኢድ ሸናሒት ክትፍደ ግድን … more
↧