ህዝብናን ሃገርናን ዘለዎ ኩነታት ንማንም ስውር ኣይኮነን። ህግደፍ ዝሓበጠ ይተኮስ መን ኣብ ቅድመይ ሰብኣይ ኮይኑ እሕሕ ይብል? ዝብል ትምክሕቲ ተዓጢቑ ክሳብ ደቂ 70 ዓመት ኣብ ዘይዓቕሞምን ኣብ ዘይዕድሜኦምን ጠበንጃ ኣሰኪሙ ብወተሃደራዊ ዲስፕሊን ዝብሎ ንሱ ጅሆ ሒዙ ካብ ስድርኦም ኣርሒቑ የከላብት ኣሎ፡፡ ክእለት ዝረኸበ ምስ ጥሪቱን ንብረቱን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ብፍላይ … more
↧