ሞት ኤርትራውያን ደው ክብል… ኣምባሳደራት ኤርትራ ሓላፍነቶም ክስከሙ፥ ደለይቲ ፍትሒ`ውን ብሓባር ክሠርሑ ይግባኦም!!! ኣብ`ዘን ዝሓለፋ ሒደት መዓልታት፥ ብግምት ካብ 500 ክሳብ 1000 ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ሃሊቖም፡ ዝብል ዜሕዝን ዜናታት ንሰምዕ ኣለና። ቅድሚ ኹሉ ነዞም ሕጂ ዝሃለቑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን፡ ልዑል ፈጣሪ ኣብ መንግሥቱ ይቀበሎም። ነቶም ብተመሳሳሊ ኣገባብ ቅድሚኦም ዝጠፍኡን`ውን … more
↧