ክስገር ንዘይብሉ ቀንዲ ጉዳይ: ሓርማዝ ኣብ ቤት ክበሃል ሰሚዐ:: (elephant in the room) ኣብ ሓደ ቤት ንዘሎ ሓርማዝ ኣይርኣኽዎን ክበሃል ኣይክኣልን:: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ብሩራዊ ኢዮበልዩ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ንዝተኣከበ ህዝቢ: ከይርእይ ኣዒንቱ ብመነጽር ኣጸልሚቱ ነቲ ሓርማዝ ጎስዩ: ኣዒንቲ ህዝቢ ከደፍን ፈቲኑ:: ንሱ: ህዝቢ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ኢጣልያ: እንግሊዝ: … more
↧