“ ነቓዕ ዕትሮ ምስ ነቐዝ እኽሊ”
እቲ ናይ ኤርትራውያን ፖለቲካ ንልዕሊ ሓምሳ ዓመት ብዘይ ንፁር ዕላማን፤ ብዘይ ቅኑዓት መራሕቲ ውድባትን ሰልፍታትን፤ ከም ዝነቐዘ እኽሊ ክሕመስን፣ ብኽፍኣት ክጥንሰስን፣ ዘሕለፎ ኣውንታዊ ህደት ዝወለዶ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሊዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ዓይቢ በሰላ ገዲፉ ንህዝቢ ክበታትን ይውዕል አሎ። ሕጂ ከአ ኣብቲ...
View Articleደመ ከልብ ዶ:
ኣብ ዓውደ ውግእ ነተጉቲ ብምፍታሽ ልዑል ግደ ነይርዋ:: ንሳ ኣብ ዒራቕን ኣፍጋኒስታንን 400 ወተሃደራዊ ተልእኾ ብብቕዓት ፈጺማ:: ካብ 12 ዓመት ዕድሚኣ ፍርቁ ኣብ ኣገልግሎት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ እተጻወደ ነተጉቲ ብምፍታሽ ኣሕሊፋቶ:: ብሞያኣ ድማ ሂወት ወተሃደራት ኣድሒና:: ሉካ ኣብ 2012 ኣብ ኣፍጋኒስታን...
View Articleናይ ሓዘን መግለጺ
04/11/2016 ናይ ሓዘን መግለጺ ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ: ካብ መኪና ዘዘሊሎም ከምልጡ ፈቲኖም ንዝበሎም ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎትን ካልኦት ሰላማውያን ሰባትን: ብጨካን ኣገባብ ኣብ ቅድሚ ህዝብን ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራን ዝፈጸሞ ዘስካሕክሕ ገበን ዘስደምም ፍጻሜ ኢዩ:: ስለዝኾነ ከኣ ንሕና “ህዝባዊ...
View Articleሕጂ’ውን ንሓባራዊ ጽላል ደንበ ተቃውሞ በርቲዕና ክንሰርሕ ኢና!!
ንስራሕ እሞ ንፈንጣሕ ከኣ! ዶ’ምበር ኢድ ጸላኢ ኣይህልዎን ኢልካ ካብ ምሕሳብ ዓዲ ኣይውዓልን’ዩ። እወ ንሱ ደኣ ኣበይ ክሰኣን-ጸላኢ`ሞ ካብኡ ሓሊፉ ካልእ ስራሕ የብሉን። እንተኮነስ እቶም ውዲታትን ሸርሕታትን ጸላኢ እናኣፍሸልና ኣብ ዕማም ህዝብን ሃገርን ምድሓን ተዋፊርና ኣለና ንብል ኣካላት ደንበ ተቓውሞ ግን ልዕሊ...
View Articleኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ከባቢኣን፡
ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንሰንበት ዕለት 24.04.2016 ካብ ሰዓት 6:00 pm ኣብ ክሪስቲ ፒት ፓርክ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ ክንገበር ምኻኑ ንሕብር። Christie Pit Park 750...
View Articleጸበሎም አይ ይልከየና ግዕዘታት ኤምባሲ ኤርትራን አባላቶምን አብ ከተማ ዮተቦሪ ሃገር ሽወደን፡፡
አብ ከተማ ዮተቦሪ ልዕሊ 29 ዓመት ዕድመ ዘቁጸረ ሓደ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ አሎ፡፡ እዚ ማሕበረሰብ አብ ቕዋሙ ከምዘስፈሮ ዕላምኡ ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን ነጻ ሙኻኑ ዝሕብር እካ እንተኾነ አብ ተግባር ግና ካብ ቕዋሙ አዝዩ ርሒቁ ዩ ጸኒሑ፡፡ ብሰንኺ እዚ ድማ አባላቱ ብተደጋጋሚ ቅድሚ ናጽነት ምስ ወኪል...
View Articleመብርሂ 15 ውድባት ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ እቲ ብዕለት 19/04/2016 ብሽድሽተ...
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ከም ሰፊሕ ግንባር /ጽላል/ ናይ ብዙሓት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝቃለሱ ኣካላት ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ መጠን ኣብ ጉዕዞ መስርሕ ቃልሲ ዝተፈላለየ ዕንቅፋታት የጋጥምዎ ደኣ እምበር ሕጂ እውን ነዚ ብቃልሲ ክሰግሮ ጻዕርታቱ ህያው እዩ ዘሎ። እቲ ኩነታት ከምዚ እንዳሃለወ ብሸነኽ...
View Articleምኽረይ ንደቂ ሃገረይ ሰዓብቲ ህግደፍ ኣብ ኮሎምቦስ ኦሃዮ
ብቐዳምነት ናይ ክብሪ ሰላምታይ የመሓላልፍ ፡ ኣከታቲለ ድማ ነቲ ንስኹምዉን እትፈልጥዎ ሃዋህዉ ሃገርና ብሓጺር ከብርህ ሃገራዊ ግዴታይ ምዃኑ ከዘኻኽረኩም እፈቱ ። ግዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ በቲ ዘሐብን ናይ ህዝቡ ድምጺ ኣብ ረፍረንዱም ኮሪዑ ኣብክንዲ ፍረ-ጻማ ህዝቡ ክፈዲ ዝመጣጠርን...
View Articleመሰል ከም ስኒ ኣድጊ
ኣንደርስ በህሪንግ ብረቪክ ንመንግስቲ ኖርወይ ከሲሱ:: ንሱ ዘቕረቦ ክሲታት ምስ እሱራት ከይራኸብ ተኸልኪለ: ደብዳቤታተይ: ርክባት ተለፎን: በጻሕተይ ተሪር ምቁጽጻር ይግበረሎም: ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርቲ ተናፊሰ ናብ ክፍለይ ኣብ ዝምለሰሉ ክዳውንተይ ኣውጺኦም ይፍትሹኒ: ለይቲ ካብ ድቃሰይ የተንስኡኒ ዝብል...
View Articleናይ ሓዘን መግለጺ ደለይቲ ፍትሒ ቦስቶንን ከባቢኣን -ስለ’ቶም ኣብ ኣስመራ ዝተቐትሉ ንጹሃት ግዳያት
04/17/2016 ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰፍ ዘይብል መስዋእትን ረዚን ዋጋን ከፊሉ ኣብ 1991 ነጻነት (ልኡላውነት) ኤርትራ ከረጋግጽ ከሎ ዝነበሮ ባህግን ተስፋን: ሃገርና ፍትሕን ርትዕን፡ ንህዝብና ከኣ መስተርሆት ረኺቡ: ሰባት ብሰላም ክነብሩን ሰሪሖም መነባብሮኦም ከመሓይሹን ዝድርኽ ሓድሽ ባይታ ክፈጥር ኢዩ ዝብል...
View Articleግንቦት፡ ኣውያት ደቅኺ ስምዒ
ግንቦት፡ ብዕልልታ ተቀቢልናኪ ኣእዳውና ዘርጊሕና ናይ ልብና ሂብናኪ ዋልታ ድርዒ ክትኮንና ይኹን እምበር ኣብ ክንዲ ክብረት ውርደት ተቀቢልና ኣብ ገዛእ ሃገርና ጓኖት ኮይንና ዘኽቲምና ናብራ መሪሩና። እንቲ ግንቦት፡ ኣበይ ኣለዉ ኣይትብልን ዲኺ ዝጥፍኡ ደቅኺ ስለ ንጹሃት ወገናትኪ ኣይትጣበቅን ዲኺ ካን ኣስቂጥኪ...
View Articleተክልዝጊ ዑቁባልደት –ከይትስተር መሊስካ ትግተር
ክንደይ ግዜ ተገሪምና ስቅ ክንብል እሞ ንፈልጦን ንከታተሎን ዝነበርና ጉዳይ ካብ ሚላኖ ፖርታ ቨነዝያ ትዕዝብትና ከነካፍለኩም፣፣ መጀመርታ ወድዑቅባልደት ሉና ፎን ዝሰንተር ክትከፍት ከለኻ ዝነበረ ኩነታት ከዘኻኽረካ ፣ እቲ ዝገረመኒ ነቶም ዝአኽለካ ገንዘብ ሂቦም ክትብገስ ዝገበሩኻ ፓድረ ማሪናዮ ሎሚ...
View Articleገለ ትዕዝብትታት ኣብ “መመዘክርና እንተ ንግንጽል” ትብል መጽሓፍ ናይ መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ
ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ ዝጽሓፋ፡ “መመዘክርና እንተ ንግንጽል” ትብል መጽሓፍ ረኺበ ኣንቢበያ። ንመምህር ዘርኡ ኣብ ናይ ቃልሲ ግዜ እፈልጦ ስለ ዝኾንኩ ነታ መጽሓፍ ዓዲገ ቀልጢፈ ኣንቢበያ። ኣብ ትሕዝቶኣ ገለ ርእይቶይ ክህበሉ ዘድሊ ነገራት ስለ ዝረኽብኩ ድማ ነዛ ትስዕብ ጽሕፍቲ እልእኽ...
View Articleዘይቅዱስ ውድድር ፥ ሰላም ዘይህብ ናይ ደቂሰባት ናይ ጥፍኣት መንገዲ።
ኣስተንትኖት ንኹልና ኣመንቲ ክርስትናን እስልምናን ፥ ከምኡውን ኩልና ደቂ ሃገር። እዚ ሰሙን እዚ ኣብ ኣመንቲ ክርስትና ሃገርና ፡ ሕማማት ተባሂሉ ይጽዋዕ። ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንኹሉ ሕማማትን ድኻማትን ደቂሰባት ከምናቱ ገይሩ ዝጾረሉ ሳምንቲ…. ካባና ኸ ክንደይ ኮን ንኸውን ፡ ናይ ካልኦት ሰባት ድኻማትን...
View Articleአንቲ ግቦት….
መስከረም ”ኻሕ” በለት ንግንባት ወለደት ሴኔ እውን ግደኣ ኣሸሓት ኣጉባዝ ወሰደት ናጽነት ረኺብና ተደቢስና ክንብል ከሪምና ግን ኸፊእና ካብ-ንብለሲ ዓመታት አቑጽርና እቲ ካልእ ሴኔ ምስ ሰወደት ምሰ ሰነነት ምሰ ስስዓ ጥልመት ሽርኽነት ገጠመት አሻሓት ወሲዱ ገና ከይካሓነት ክጻውንቲ ደለየት ምንም ከይናሓፈት ደም...
View Article