Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ግንቦት፡ ኣውያት ደቅኺ ስምዒ

$
0
0
ግንቦት፡ ብዕልልታ ተቀቢልናኪ ኣእዳውና ዘርጊሕና ናይ ልብና ሂብናኪ ዋልታ ድርዒ ክትኮንና ይኹን እምበር ኣብ ክንዲ ክብረት ውርደት ተቀቢልና ኣብ ገዛእ ሃገርና ጓኖት ኮይንና ዘኽቲምና ናብራ መሪሩና። እንቲ ግንቦት፡ ኣበይ ኣለዉ ኣይትብልን ዲኺ ዝጥፍኡ ደቅኺ ስለ ንጹሃት ወገናትኪ ኣይትጣበቅን ዲኺ ካን ኣስቂጥኪ ኣውያቶም እናሰማዕኪ እዚ ድዩ ነይሩ ናይ ትማሊ መብጽዓኺ? ግንቦት … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130