Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ኣብ ከብዲ፡ ጹጉብ ፡ዬለን ጡሙይ!!!

ኣብቲ ብስስዔ  ከቡዱ ዝመለኤ የለን ተጨነቐ፡ ፋሕ ብትን እንተለ፡ ዓዱ ተለቐቐ፡ ካብቲ ዝፈረዬ ስጋብ ዝደቐቐ፡          ኣይንታዩን  ዉጹዕ  ዝወረደ፡ረዶ፡          ውራዩ ኣይኮነን  ተዓዛቢ ማዕዶ፡          ዘሕርር  ዘጽንት ባዕሉ  ዝአጎዶ፡         ዓገብ፡ ዘይሰምዕ፡  መመሊሱ  ገዶ!       ፡...

View Article


ኩሉ ነገር እናፈለጡ: ታይኮይኖም ዘጽቅጡ?

  ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 21/03/2016.Norway   ክሕደት ከይንብሎ ኣይኮነን ክሕደት ጥልምት ከይንብሎ ኣይኮነን ጥልመት ጸረ ከይንብሎም ይደልዩዮም ዓወት መጻእተኛ ከይኾኑ ደቂ ሓላል መሬት   ዕዳጋ እናወረደ ኮላሊት ኣሕዋትካ ዘስካሕክሕ ነውሪ ወረ እናሰማዕካ ዘረባ ምርቓቕ ግደፎ ይጽናሓልካ እጃምካ ግበር...

View Article


መዓርግ ጀነራል ፍሊጶስ፡ ደምን ስቃይን ህዝቢ ኤርትራ ተሰኪሙ’ሎ

ኣይትሓዘለይ ልዕሊ ወይ ትሕቲ ሓቀኛ ጠባያትካ፡ ንጥፈታትካን እንታይነትካን ይመዝነካ ከይህሉ። ይቅሬታ፡ “ስለምንታይ ናባይ ጥራይ ኣድሂቡ፡ ዝተኣዘዝክዎ እንድየ ዝፍጽም ዘለኹ፡ ከም ናተይ ተግባራት ዝፍጽሙ ብዙሓት ሰባት ኣለዉ” ዝብል ስምዒታት ከይህልወካ። ንስኻ ኣኽሊል ጥፍኣት ስልዝደፋእካ ድሕሪ ጎይታኻ ኢሳያስ...

View Article

ህዝባዊ ኣኼባ ኤረትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ

ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡       በቲ ዝሓለፈ  ኣኬባ ስምምዕ መሰረት ነዚ ጊዚያዊ ሽማግለ ብቆዋሚት ሽማግለ ምትካእ: ብሕግን ሕጋውነት ክንምራሕ ስለዘለና ሕጊ ዝተነድፈ ጽሑፍ ስለዘለና ክንዘራረበሉ  ከምኡ’ውን ክነጽድቆ፡ ብዓይነቱ ፍሉይን ፡ ተጽዕኖ ዘይብሉ ቅሉዕን...

View Article

ሕዝባዊ ኣኼባ ንምስረታ ማሕበር ፍትሒ ንሰላም (Justice for Peace) –ኣብ ለንደን

… more

View Article


ኣባላት “ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ” ሰሜን ኣሜሪካ ነዚ ብሓደ ሸነኽ ጥራይ ተጸዊዑ ዘሎ ጉባኤ...

ንኣስታት ሽዱሽተ ዓመታት ብጽኑዕ ፖለቲካዊ እምነትን፣ መንፈስን፣ ዉዕዉዕ ሃገራዊ ስምዒትን፣ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካየድናሉ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)፣ ካብ በብግዜኡ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ቅልውላዋት ንምውጻእ ኣባላት ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ብወገና ዝተፈላለየ ተበግሶታትን፣ ጻዕርታትን ብምክያድ ከነሐይሎን...

View Article

ቃልስና ቃልሲ ወለዶታት እዩ

… more

View Article

ሕሉፍነት!!!!!!!!!?

ሕሉፍነት!!!!!!!!!? “ስነ -ስርዓት ዘይብሉ ህዝቢ፡ጨው ከም ዘየብሉ መግቢ” መጽሓፍ ኣርባዓን ኣርባዕተን ኣብ መባእታ ቤት ትምህርቲ፡ ዘበነ ፈደረሽን ኤርትራ፡ ካብ ዝነበረ መጻሕፍቲ። ጥዑም መግቢ፡ ብዝሒ ሓዊዶ! የብስሎ? ብዝሒ ጨው ከ! የጥዕሞዶ? ብዝሒ፡ በርበረ ኸ! የምቅሮዶ?  ብዝሒ፡ ቀመም ከ! ይጥዕምዶ?...

View Article


ለ፡ ኦስካር ግሮኒንግ (Oskar Greöning)  

… more

View Article


ባርባራዊ ቅትለት ንጹሃት ኤርትራውያን የብቕዕ!

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ሰሙን ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ኣስመራ ንዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ኣረሜናዊ ቅትለት ብትሪ ይኹንን። እዚ ፍጻመ እዚ መቐጸልታ ተግባራት ናይቲ ንኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመታት መወዳድርቲ ብዘይርከቦ ግፍዕን...

View Article

መል እ ኽቲ ስ ን ኩላ ን ተ ጋ ደ ል ቲ ኣ ብ ብሩ ራ ዊ ኢዮቤል ና ጽ ነ ት ኤ ር ት ራ ፣

… more

View Article

ኤርትራ ዘመናዊት መኸዘን ግዳያት!

… more

View Article

ኣይትጋደፍኒ መረተይ! ስምዕዮ ኣውያተይ!

መረተይ! ተቐበሊ ምሕጽንታይ ምዓልታዊ ብጠላማት ይቕዘፉ ስለ ዘለዉ ደቀይ ስምዕዮ ኣውያተይ! ስለዚ እስከ ንገሪኒ መረተይ! ተሓተቲ ዶ ክብላ ንማሕጸነይ ንከብደይ’ዶ ከላግበላ ጭንቀይ! ‘ከብዲ ኣደ ጉራምራ’ ክደግም ምስላ ወለደይ ተሓትት ዶ ክብሎ ንብዓል ቤተይ ኣብ እርጋኑ ተዓጠቕ ዝተባህለ ከማይ ኣብ ትሕቲ ዓራት ዝቕመጥ...

View Article


ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ማንቸስተር

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፦ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ናይ ሓድነት መደብ ሒዝና ንዕለት 16 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ማንቸስተር ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፥ ኩልኻትኩም ኣብ ከተማ ማንቸስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባ`ዚ...

View Article

ኤርትራውያን፡ ንብዓትና ጓና ክደርዘልና ንጽበ ኣሎና

እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጽሞ ዘሎ መንነት ናይ ምጽናት ወፈራ መዘና የብሉን። ብሰሪ ስርዓት ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ኣዕናዊ ተግባራት፡ ብዙሕ ክፋል ሕብረተሰብና፡ (ዝበዝሑ መንእሰያት) ናብ ስደት ከምርሑን ኣብ ዘይፈልጥዎ ቦታ ኣደዳ ሞት፡ ማእሰርቲ፡ ውርደትን ጥሜትን ኮይኖም ኣለዉ። እቲ ኣብ...

View Article


ሲቪካዊት ማኅበር ፍትሒ ንሰላም ተመስሪታ

… more

View Article

ናይ ወርሒ ሚያዝያ/ 2016 ፍጻሜታት ኣብ ኤርትራ።

… more

View Article


Memorial of the Eritrean Victims Shot Dead in Asmara by the Dictator –...

View Article

ቤይ ኤርያ፡ ኮንፈረንስ ብምክንያት መበል 25 ብሩራዊ በዓል እዮቤል

… more

View Article

ዝኽሪ ቅዝፈት 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ

ዝኽሪ ቅዝፈት 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንቀዳም ዕለት 16.04.2016 ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ ሰዓት 19:00 ኣብ ሳልባው ኒድ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ  ክግበር ምኻኑ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live