Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ደመ ከልብ ዶ:

$
0
0
ኣብ ዓውደ ውግእ ነተጉቲ ብምፍታሽ ልዑል ግደ ነይርዋ:: ንሳ ኣብ ዒራቕን ኣፍጋኒስታንን 400 ወተሃደራዊ ተልእኾ ብብቕዓት ፈጺማ:: ካብ 12 ዓመት ዕድሚኣ ፍርቁ ኣብ ኣገልግሎት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ እተጻወደ ነተጉቲ ብምፍታሽ ኣሕሊፋቶ:: ብሞያኣ ድማ ሂወት ወተሃደራት ኣድሒና:: ሉካ ኣብ 2012 ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዙሕ ነተጉቲ ብምፍታሽ ዕማማ እናፈጸመት:ኣብ ቅሚጦ እተጻወደ ነታጉ ተፈጂርዋ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130