Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

መርድእ

ወድና ኢርሚያስ መስፍን ሃብተዝጊ ሕድሩ ብዝወረዶ ሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ደርቫሊ ሆስፒታ ኣብ ፍኒክስ ኣሪዞና ክእለ ድሕሪ ምጽናሑ ሚያዝያ 27, 2016 ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ዓረፈ። ንስድራቤት ኢርሚያስ ናይ ጽንዓት ይሃብኩም መልእኽቲ ክትሰዱ ምስትደልዩ ናብዚ ዝስዕብ ወብ ሳይቲ ልኣኹ።...

View Article


መሳጢ መግለጺ ህግደፍ: ብመዓር ዝተለበጠ መርዚ

ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መንጎ ስርዓት ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን ዘሎ ዝምድና፡ ካብ ዝኾነ ወቅቲ ንላዕሊ ዝሓርፈፈን ከብድን ሕቆን ኮይኑ ዝነብር ዘሎን’ዩ። ስርዓት ህግደፍ ግን ብህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ተኻዒቡን ተፈንፊኑን ከምዘሎ እናፈለጠ፡ “ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ግዳማዊ ተጻብኦታት መኪቶምን መስመሮም ከይስሓቱን...

View Article


ኣደይ ዘውዲ ዓሪፋ –መስዋእቲ ኣማረ ወዳ ከይተነገረት

  ታደሰ ኪዳነ         በርሚንግሃም           30/04/2016 ኣብ ወርሒ ነሓሰ ናይ 2012 ዓ.ም “ብህይወት መኣዛ መን`ዩ ተሓታቲ?” ዝብል ሓደ ዓንቀጽ ጽሒፈ ነይረ። መኣዛ ሓንቲ ካብቶም ኣብ ማሙቕ ገዝኦም ማይ ፍልጠት ክሰትዩ ዘይተዓደሉ፡ ብኣንጻሩ እታ ናይ ካልኣይ ደረጃ መወዳእታ ዓመተ- ትምህርቶም፡...

View Article

ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ህላንድ ዝነብር ።

… more

View Article

ህግደፍ፡ ወሸለ ከይተወልደ ቆሊዑ

ዝኾነ ወልቀሰብ፡ ጉጅለ/ውድብ ወይ መንግስቲ፡ መጠፋፍኢ፡ ተንኮለኛ፡ ብብልሽውና ዝተቆማጥዐን ብጋሕማጥ ምምሕዳር ዝፍለጥን እንተድኣኮይኑ፡ ብዛዕባ ኣበራት፡ ጉቦን ዘይቅርዑይ ኣሰራርሓን ክምድር ኣየምሕረሉን’ዩ። ብመቁጸልጸልትን ኣምሰሉን ቃላት ንነብሱ ካብ ኣበሳ ሓራ ክገብራ እንተፈተነን ንኻልኦት ወገናት ክውንጅልን...

View Article


ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ –ዓባይ ብሪጣንያ

… more

View Article

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን –ከተማ ለስተርን ከባቢኣን

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ለስተር ንዕለት 14 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 2:00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ...

View Article

ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ኣብ በርገን ፣ ኖርወይ –ቀዳም 21 ግንቦት

View Article


ጽምብል መበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብ ቶሮንቶ

 ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶ፡ ብምክንያት ሃገራዊ ብዓል ናጽነት ኤረትራ  ሃገራዊ ዘተ ከምኡውን በቶም ወናማት ሙዚቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ ተዳልይልኩም ኣሎ።      ሃገራዊ ቆጸራ ዝብል ተማ እንታይ ንግበር እስከ ንዛተ: 25 ዓምት ናጽነት ካብ ኮነ ስደት : እስርባት:...

View Article


ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ፡ ሳንዲያጎ ፡ሂስቶን፡ ቤይ ኤርያ ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ናጽነት ተኸታታሊ...

ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ፡ ሳንዲያጎ ፡ሂስቶን፡ ቤይ ኤርያ ብምኽንያት 25 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ንብምልኦም ደለይቲ ፍትሕን ጽቡቕን ኤርትራውያን ምስቲ ተባዕ ስነ ጥበባዊ ወዲ ትኻቦ የውሃንስ ትካቦን ሙዚቐኛታት ጊዶውን፡ቴድሮስ፡ኣሮን ምስ ዝተፈላልዩ መደባት ተዳልዩ ከምዘሎ እንዳገለጽና ኣብዚ መሪርን...

View Article

ለበዋ ንኹሉ ደላይ ፍትሕን ሰላምን ህዝቢ ኤርትራ፡ ናይ ጥልመት ጓይላ ኣይንውዓሎ!

… more

View Article

ዓወት ለስስተር ሲቲ ትእምርቲ ጽንዓት

ክለብ ኩዕሶ እግሪ ለስስተር ሲቲ ናይዚ ዓመት እዚ ዋንጫ ፕረሜር እንግሊዝ ጨቢጣ:: እዛ ዓሚ ንድሕሪት ካብ ምምላስ ብቃልሳ ዝደሓነት ጋንታ ለብዘበን ዋንጫ ክትዓትር ዝሓለመ ኣፍቃሪ ኩዕሶ ኣይነበረን::ዋንጫ ናይ ምጭባጣ ምጣነ 5000 ብ 1 ከም ዝነበረ ጸብጻባት የመልክቱ:: ንምንጽጻር ክጥዕም ኣብ 60ታት ዝሞተ...

View Article

ንጉስ ሓላው ዜጋ፡ ኣሞራ ሓላው ስጋ።

… more

View Article


ዕድመ ፡ ንሰፊሕ ህዝባዊ –ዘተ

ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣዝዩ ኣሻቓሊ ውን’ዩ ። ኩነታትና ካባና ሓሊፉ፡ ንዓለም ውን ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ’ሎ። ሃገርና ምስላ ተደዊኑ ባዲማ፡ ህዝብና ውላዱ ስኢኑ ዘኽቲሙ፡ መንእሰያትና ተስፋ ቆሪጾም፡ እግሮም ናብ...

View Article

መጠንቀቅታ ንኹሉ ብምኽንያ ት ፖለቲካዊ ሽግር ኤርትራ ፍቓድ ዝወሰደ ብፍላይ ከኣ ንሓተትቲ ዑቁባ ስደተኛታት ኤርትራውያን...

Svensk-eritreansk Samarbetsorganisation För demokratiutveckling መጠንቀቅታ ንኹሉ ብምኽንያ ት ፖለቲካዊ ሽግር ኤርትራ ፍቓድ ዝወሰደ ብፍላይ ከኣ ንሓተትቲ ዑቁባ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ሽወደን ደገፍትን ወከልትን ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 25 ናጽነት...

View Article


25th Independence Day Celebration –መበል 25 ዓመት በዓል ነጻነት Phoenix, Arizona May...

… more

View Article

ልቅብቃብ ሃገራት

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ተጋዳላይ ነልሶን ማንደላ ኣብ ሓደ ናይ ጠበቃ ቤት ጽሕፈት ንዝተማህርዎ ናይ ምጥባቅ ሞያ ልምምድ እናገበሩ ሓደ መሳርሕቶም ሓንቲ ሰኮንዶ-ማኖ (ዝተለብሰት) ባድላ ከም ህያብ ሃቦም። ወያ ባደላ መብረ ሰለ ዝሳኣነት ንክትኣርግ ግዜ ኣይወሰደላን፤ማንደላ ኸኣ እናለገቡ ብልቅብቃብ ጨርቂ እቲ ዝሃቦም...

View Article


ትብጻሕ ናብ፡- ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ኣብ ዘዘሎኹሞ ድሮ ግንቦት 24 2016

ትብጻሕ ናብ፡-  ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ኣብ ዘዘሎኹሞ ድሮ ግንቦት 24 2016 ንኣምላኽና ነመስግኖ: ንመበል ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ኢዮበልዩ፡ ካብ ተኸታታሊ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ጭቆናን ባርነትን፡ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ሰራዊትን ናጻ...

View Article

ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! 25 ዓመት ባርነት ኤርትራ!!!!!!!!!

ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! 25 ዓመት ባርነት ኤርትራ!!!!!!!!!   ኣንታ!! እዚ ቓንዛ ክሳብ ምዕስ ኢና ባርነት ከብቅዕ ንበል ይኣኽለና ለባማት ካብ ተርኽቡ ዝነግሩ ሽግርና ደልይቲ ፍትሒ ጠርንፉ ምኸሩና።   ዓለም ለኻዊ ተበግሶ ካብ ጀመሩ ንኽድንፍዕ ህዝባዊ ቓልሲ ኣትርሩ ኢደይ ኢድካ ንበል ኩላትኩም ሕበሩ...

View Article

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሊድስ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 21 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live