ክንደይ ግዜ ተገሪምና ስቅ ክንብል እሞ ንፈልጦን ንከታተሎን ዝነበርና ጉዳይ ካብ ሚላኖ ፖርታ ቨነዝያ ትዕዝብትና ከነካፍለኩም፣፣ መጀመርታ ወድዑቅባልደት ሉና ፎን ዝሰንተር ክትከፍት ከለኻ ዝነበረ ኩነታት ከዘኻኽረካ ፣ እቲ ዝገረመኒ ነቶም ዝአኽለካ ገንዘብ ሂቦም ክትብገስ ዝገበሩኻ ፓድረ ማሪናዮ ሎሚ ብሂወት እኳ እንተዘይሃለዉ ከተመስግኖም ምተገባአካ፣፣ ግን ህግደፍ ከተመስግን … more
↧