ኣንደርስ በህሪንግ ብረቪክ ንመንግስቲ ኖርወይ ከሲሱ:: ንሱ ዘቕረቦ ክሲታት ምስ እሱራት ከይራኸብ ተኸልኪለ: ደብዳቤታተይ: ርክባት ተለፎን: በጻሕተይ ተሪር ምቁጽጻር ይግበረሎም: ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርቲ ተናፊሰ ናብ ክፍለይ ኣብ ዝምለሰሉ ክዳውንተይ ኣውጺኦም ይፍትሹኒ: ለይቲ ካብ ድቃሰይ የተንስኡኒ ዝብል ኢዩ::ብዘይካዚ ብረቪክ ዝወሃበኒ ቡን ዝሑል ኮይኑ መግቢ ኣብ ማይክሮወቭ ዝመውቕ ዕሹግ ኮይኑ ብምባል … more
↧