ኣስተንትኖት ንኹልና ኣመንቲ ክርስትናን እስልምናን ፥ ከምኡውን ኩልና ደቂ ሃገር። እዚ ሰሙን እዚ ኣብ ኣመንቲ ክርስትና ሃገርና ፡ ሕማማት ተባሂሉ ይጽዋዕ። ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንኹሉ ሕማማትን ድኻማትን ደቂሰባት ከምናቱ ገይሩ ዝጾረሉ ሳምንቲ…. ካባና ኸ ክንደይ ኮን ንኸውን ፡ ናይ ካልኦት ሰባት ድኻማትን ሕማማትን ከም ናትና ጌርና ንርእዮ ? ሓደ፡ … more
↧