ሰብ ኒሕን ሓቦን!
ኣበለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ፡ ታሪካ ሕድሶ፡ ውራይካ ኣሳላስል እለዮ ቀልሶ፡ ገዲፍኻዮ ኣይትእቶ ጽባሕ ትምለሶ፡ ጸበባና ነርሁ ኣፍዴጌና፡ነርሑ፡ ብቕንዕና፡ልቢ፡ ንስራሕ፡ምዝሰርሑ፡ ኣባጊዕና ይብላዓ ኣኽላባት ይነብሑ፡ … more
View Articleኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ...
ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ከምዘለዎ...
View Articleኣይትንብዒ ሃገረይ
ሃገረይ፡ ዘለኽዮ ቦታ ርሒቁኒ ወንጭፍ ዘየርክቦ ዳርባ እምኒ ስግር ባሕሪ ሰፊርኪ ምርኣይኪ ኣጊሙኒ ኣእዳውኪ ስደድለይ መደያይቦ ክኾነኒ፡ ክምለስ’የ ሃገረይ ምሳኺ ክነብር ኣብ ባይቶ ዓደቦ ቃልኪዳን ክኣስር ስድራቤት ክምስርት ክወልድ ክዝምድ ንብዓትኪ ክደርዞ ጓሂኺ ክእብድ፡ ሃገረይ ኣይትንብዒ ክምለስ’የ ዕላልኪ...
View Articleሓወይ ቀዚፎሞ!!!
ሓወይ ቀዚፎሞ!!! ሰብ ግዚ ኮይኖም ሓወይ ቀዚፎሞ! ዘኽታም ኮይኑ! ንበይኑ ሪኦሞ! ኣበይ ሓቲቶሞ? ከንቱ ኣጥፊኦሞ? ዓረብ ከም ዘይኮነ! ከመይ ረሲዖሞ!። ኣበይ ከርክብሉ ትዕቢት በርቲዕዎም ናይ ዓለም ሓገግቲ ኩሉ ባዕሎም ንሰብ! ኒዒቖሞ! ሓታቲ ዘይብሎም ዕቑባ ዝሓተተ!!! ረሺኖም! ረጊጾም ቀዳሞት ስዱዳት ታሪኾም...
View Articleሓበሬታ ካብ ሽማግለ ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ Stockholm
ሓበሬታ ብምኽንያት ናይ ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም [ ወዲ ቫካሮ] ዕረፍቲ መበል ሓደ ዓመት ንምዝካር ኩላትና ኤርትራውያን ብሓባር ተኣኪብና ክንውዕል ብዓቢ ክብሪ ንዕድም። ዕለት፡ ቀዳም 24 ጥቅምቲ 2015 ቦታ፡ Kista träff , Finlandslokalen ግዜ፡ ካብ ሰዓት 14:00 – 17:00 ብደሓን...
View Articleዓቕሉ ምስጸበቦ!
ብዳዊት፡ክፍለዝጊ ዓቕሉ ምስ ጸበቦ፡ ምስተ ደራረቦ፡ ተስፋ ምስ ቆረጸ፡ ኒሑ ምስ ዓረቦ፡ ኣያ ምስ ሳአነ ዝህቦ ኣቓልቦ ኣይእንታዩን፡ኮይና፡ትውልዲ ዓደቦ፡ ይነፍጽ፡ይጠፍእ፡ እግሩ ናብ ዝመርሖ፡ ሰላሙ ምስ ተሓርመት ምስ ጸልመቶ ኑጉሆ፡ ዝኽደኖ ዬለ ዝድረሮ፡ዝምሶሖ፡...
View Articleምቛም ሓይሊ ዕማም ንቀጻሊ ደገፍ መርማሪት ኮሚሽን
ምቛም ሓይሊ ዕማም ንቀጻሊ ደገፍ መርማሪት ኮሚሽን ምስ መርማሪት ኮሚሽን እትደጋገፍ ሓይሊ ዕማም ምቛም፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ብሩህ እዩ። ኣብ ሓጺር ጊዜ ቆይማ ስራሕ ክትጅምርን ዘድሊ ምስንዳኣት ተጻፊፉ ክቕረብን ጽባሕ ዘይባሃሎ ህጹጽ ጉዳይ`ዩ። እዚ፡ ከቢድ ሓላፍነት ዝስከም ሓይሊ ዕማም`ዚ፡ ጀሚሩ ዝቕጽልን፡ ኣብ...
View Articleጉባኤ ብዛዕባ መጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሁራን ተቓወምቲ ኢትዮጵያውያን፡ ዓላማኡን ኣተገባብርኡን
ጉባኤ ብዛዕባ መጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሁራን ተቓወምቲ ኢትዮጵያውያን፡ ዓላማኡን ኣተገባብርኡን ምንጪ መበገሲ ናይዚ ጽሑፈይ ካብቲ ናይ ጉባኤ ዝወጸ ጸብጻብ ኢዩ ። እዚ ድማ ብብጻይ ኣመሃ ደመኒኮ ብኢመይል ኣቢለ ስለ ዝረኸብክዎ፡ ንአመሃ ከየመስገንክዎ ክሓልፍ ኣይደልን። ብርግጽ ብዝርዝር ኮይኑ ብመጽናዕቲ ዝተደገፈ...
View Articleብይን ባይቶ ጸጥታ ፍረ ዝህልዎ ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ማእከል ምስዝገብርዩ። (ቃል ኣሰና)
ሓይሊ ዕማም ምቁጽጻር ሶማልያን ኤርትራን ኣብ ዘቕረበሉ ጸብጻብ ተሞርኪሱ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መዝነት ናይቲ ሓይሊ ዕማምን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳን ብሓደ ዓመት ክናዋሕ ክውስንዩ። እቲ 93 ገጻት ዝብዝሑ ጸብጻብ ሓይሊ ዕማም ባይቶ ጸጥታ፥ ስርዓት ህግደፍ ብኣንጻር ብይን 2182(2014) ዜሰክሞ...
View Articleቃላትና ንክውንነት ከንጸባርቕ ኣለዎ
ሰባት ኣብ ጉዳያት ዝተፈላለየ ኣጠማምታን መርገጽን ክህልዎም ንቡር’ዩ። እቲ ዘይቅቡል ባህርያት ግን፡ ምስ ሓሳባትካን እምነትካን ዘይሰማማዕን ዘይቃዶን ሰብ ወይ ኣካል ምስዘጋጥመካ ክትጻወሮ ዘይምኽኣልን መሰል ካልኦት ምግሃስን ምዝንጣልን’ዩ። ኣብ ክንዲ ነቲ ዘይትሰማምዓሉ ጉዳይ ካብ ስምዒት ተናጊፍካ መልሲ ምሃብን...
View Article