ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ከምዘለዎ መተሓሳሰቢ ከመሓላልፉ፣ ንእዋናዊ ኩነታት ናይቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ ኤርትራውያን ብዝምልከት ምስ … more
↧