ምቛም ሓይሊ ዕማም ንቀጻሊ ደገፍ መርማሪት ኮሚሽን ምስ መርማሪት ኮሚሽን እትደጋገፍ ሓይሊ ዕማም ምቛም፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ብሩህ እዩ። ኣብ ሓጺር ጊዜ ቆይማ ስራሕ ክትጅምርን ዘድሊ ምስንዳኣት ተጻፊፉ ክቕረብን ጽባሕ ዘይባሃሎ ህጹጽ ጉዳይ`ዩ። እዚ፡ ከቢድ ሓላፍነት ዝስከም ሓይሊ ዕማም`ዚ፡ ጀሚሩ ዝቕጽልን፡ ኣብ ስራሕ ንዘጋጥምዎ መኸታት በዲሁ ናብ ዓወት ዝምርሽ ኮይኑ … more
↧