ሓይሊ ዕማም ምቁጽጻር ሶማልያን ኤርትራን ኣብ ዘቕረበሉ ጸብጻብ ተሞርኪሱ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መዝነት ናይቲ ሓይሊ ዕማምን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳን ብሓደ ዓመት ክናዋሕ ክውስንዩ። እቲ 93 ገጻት ዝብዝሑ ጸብጻብ ሓይሊ ዕማም ባይቶ ጸጥታ፥ ስርዓት ህግደፍ ብኣንጻር ብይን 2182(2014) ዜሰክሞ ግዴታ፥ ምስ ሓይሊ ዕማም ምትሕብባር ከምዝሓንገደ፥ ምህዋኽ ዞባዊ … more
↧