ሰባት ኣብ ጉዳያት ዝተፈላለየ ኣጠማምታን መርገጽን ክህልዎም ንቡር’ዩ። እቲ ዘይቅቡል ባህርያት ግን፡ ምስ ሓሳባትካን እምነትካን ዘይሰማማዕን ዘይቃዶን ሰብ ወይ ኣካል ምስዘጋጥመካ ክትጻወሮ ዘይምኽኣልን መሰል ካልኦት ምግሃስን ምዝንጣልን’ዩ። ኣብ ክንዲ ነቲ ዘይትሰማምዓሉ ጉዳይ ካብ ስምዒት ተናጊፍካ መልሲ ምሃብን ርእይቶ ካልኦት ምጽዋርን፡ ደረቱ ዝሓለፈ ዘለፋን ሚዛናውነት ዝጎደሎ ቃላትን ሓረጋትን ምጥቃም ጉድለት ልቦና’ዩ … more
↧