ብዳዊት፡ክፍለዝጊ ዓቕሉ ምስ ጸበቦ፡ ምስተ ደራረቦ፡ ተስፋ ምስ ቆረጸ፡ ኒሑ ምስ ዓረቦ፡ ኣያ ምስ ሳአነ ዝህቦ ኣቓልቦ ኣይእንታዩን፡ኮይና፡ትውልዲ ዓደቦ፡ ይነፍጽ፡ይጠፍእ፡ እግሩ ናብ ዝመርሖ፡ ሰላሙ ምስ ተሓርመት ምስ ጸልመቶ ኑጉሆ፡ ዝኽደኖ ዬለ ዝድረሮ፡ዝምሶሖ፡ እዝን … more
↧