Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ኤርትራውያን ኣብ ስደት እንታይ ይመስል? – 3ይ ክፋል

ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ክፋላት ካብ ሓደ ክሳብ ዓሰርተ ሰለስተ ዘለዉ ጉጅለታት ርኢና ኔርና። ኣብ ሳልሳይ ክፋል ካብ ጉጅለ ዓሰርተ ኣርባዕተ ክሳብ ጉጅለ ዓሰርተ ሽዱሽተ ቀሪበን ኣለዋ። ጉጅለ ዓሰርተ ኣርባዕተ፡ ኤርትራ ትቐድም (ስመርርር) እዞም ኣባላት እዛ ጉጅለ፡ መብዛሕትኡ እዋን ስመር ብዝብል ጭርሖ ዝፍለጡ፡...

View Article


ዕላል ምስ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) –ዳን ኮኔል ( ትርጉም –ሩት ሃብተማርያም) – 2ይ ክፋል

… more

View Article


ክንደይ ግዜ ዓይንኻ ምዕማት : ንዳሕዳሓዮ ድኣ እቲ ሓቂ ሓቁ::

… more

View Article

ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ በርሚንግሃም

View Article

ጸብጻብ መርማሪ ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ –ዘይወግዓዊ ትርጉም

… more

View Article


ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ኤርትራውያን ኣብ ስደት እንታይ ይመስል? – 4ይ ክፋል

ጉጅለ ዓሰርተ ሸውዓተ፡ መታሕት ከበሳ እዞም ኣብዛ ጉጅለ ዝኣትው፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ብደቂ ከበሳ ዝተዓብለለን ንረብሓ ደቂ መታሕት ዘይውክልን እዩ ይብሉ። ብዘካይ’ዚ ካብ ከበሳ ህዝቢ ኣፈናቒሉ ብሓይሊ መሬት ደቂ መታሕት እንዳመንዝዐ ዝሽንንን፡ ንረብሓ ደቂ ከበሳ ንምግልጋል ጥራይ ደው ከም ዝበለ ስርዓት ጌሮም...

View Article

ስውር ስለያዊ ኩናት ( ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና መልእኽቲ)

… more

View Article

ብልቢ ንስሓ፡ ምትእምማንን ሓድነትን’ዩ ዘማዕብል

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ኣብ ነፍስ ወከፍ ቤት ማእሰርቲ እናኸደ ልጓም ጠበንጃ ስሒቡ ሰባት ክቀትል፡ ብሰንሰለት ክሞቁሕ፡ ብዘይፍርዲ ክኣስር ካብ ስራሕ ከባርር፡ ከደስክል፡ ብዱላን ሓጺንን ክቅጥቅጥ ዓቅሚ የብሉን እምበር ኩሉ ባዕሉ ክፍጽሞ ፍስሃ ምወረሶ። ኤርትራዊ ክሳቀ፡ ክስደድ፡ ክመውት፡ ክበታተንን ክጠምን መምርሒታት...

View Article


`ህልቂት ኣብ ደቓይቕ፡ መዋእል ዘሰቅቕ` –ዝኽሪ 2ይ ዓመት ህልቂት ላምፐዱዛ (ብውጻእ መዓት ናይቲ ሓደጋ –መስፍን ኣስመላሽ)

ሎሚ 3 ጥቅምቲ 2015 መበል 2ይ ዓመት ናይቲ፡ ብ 3 ጥቅምቲ 2013 ዓመተም ምህረት፡ 368 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ ብጅምላ ዝሃለቑሉ ትራጀዲ እዩ። ካብቲ ሓደጋ `ቲ ዝደሓነ፡ ዓሚ ከምዚ እዋን፡ ንዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ህልቂት ላምፐዱዛ ኣመልኪቱ  ‘ድሕነት ዘይትቕበለሉ ህሞት’ ብዝብል...

View Article


ኣቤል ወደይ!

ቆልዓ ከለኹ ከይዓበኹ ጌና ከየስተማቐርኩ መቐረት ስድራና ኣቦይ ምስ ከደ ኣገልግሎት የዕብያትና ኣደይ ብኸርተት   ኣይተዓደልኩን… ከም ቆልዓ ክስሕቕ ክጻወት ክሸይጥ ስለጀመርኩ ማስቲካ ሓለዋት እንዳሓወስኩ ሽጋራ ምስ ሶፍት እንዳኣተኹ ፍቖዶ እንዳ ባራት   ሓደ እዋን ኤምፒ ሒዞምኒ እንዳቐጥቀጡ እንዳሰዓል ዳጎኑኒ ኣደይ...

View Article

ዕላል ምስ ማሕሙድ ሸሪፎ –ብ ዳን ኮኔል (ትርጉም –ሩት ሃብተማርያም)

… more

View Article

ናይ ሆቴል ሓበሬታ ንተሳተፈቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ

… more

View Article

ልኡኽ ጉዳያት ወጻኢ ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ፡ ብሓሶት ዝቐይሕ

ልኡኽ ጉዳያት ወጻኢ ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ ኣብ መበል 70 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ተረኺቡ መዲሩ፡፡ ኣብ’ዚ ብ3ጥቅምቲ ልክዕ ክልተ ዓመት ናይ’ቲ 368 ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ላምፐዱሳ ዝጠሓልሉ ዕለት ዝገበሮ መደረ፡ ነቶም ግዳያት ክዝክር ዝተጸበዮ ኤርትራዊ ኣይነበረን፡፡ ንህልቂት ዜጋታቱ ክብሪ ዝኸልእ ውርደተኛ ጉጅለ...

View Article


ጥቅምቲ 29 2015 ኣብ መጋባእያ፡ዓለም፡ርክብና፡ንዮርክ!

ንበገስ ብሓባር  ብዘይ ኣፍላላይ፡ ካብ ሩሑቕ ቀረባ  ታሕታይ ላዕላይ፡ ጥምሮ  ሓድነትና፡ ዬብሉን፡ሓንኻላይ፡ ቀዲሕካ ዘይ ነጽፍ ዘይ ውዳእ ቀላይ፡      ብሓባር  ተላዓል  ደላይ ፍቲሒ      ብንቅሓት  ግጠሞ  ናይ፡እከያት ሽርሒ፡       ሓድነትዩ! ሓይሊ፡ዘይንደል፡ከውሒ፡       ሓንቲያ ታ!ሂወት   ወጊድ...

View Article

ንሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ 2015 ዝምልከት –ጋዜጣዊ መግለጺ

ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ 2015 ምሉእ ዓወት ክጓናጸፍ ዕላማ ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ  እዩ። ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፡  ንብደረጃ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ  ዘማእክል  ዞባዊ ናይ ህዝቢ ጥርናፈ`ዩ። ኩሎም ኣካላት ናይ`ዚ ምልዕዓል`ዚ፡  በብከተምኡ ብውልቂ ይኹን ብጥርኑፍ፡ ንሰላማዊ ሰልፊ ኒው...

View Article


ሕቶ ብርሰትን ስረትን

… more

View Article

ዕላል ምስ ጴጥሮስ ሰለሙን –ዳን ኮኔል ( ትርጉም፣ ሩት ሃብተማርያም)

… more

View Article


መዓልቲ ፍርዲ ቀሪባ’ያ

ቅድሚ ክልተ ዓመት እዚ እዋን’ዚ፡ በቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ ሂወቶም ዝሰኣኑ 368 ኣሕዋትናን ኣሓትናን ጉሂና፡፡ ማሕበረሰብ ኤውሮጳ እንተላይ ጳጳስ ቫቲካንን ካልኦትን ንስድራ መወቲን ማሕበረሰብ ኤርትራውያንን ሓዘኖምን ደገፎምን ገሊጾም፡፡መብዛሕትኦም ደለይቲ ሰላም ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ...

View Article

ብርዒ ጀነራል ቢተወደድ ኣብራሃ።

… more

View Article

መሬት ኤርትራ ኣሽሓት ኣታካማ ኣለዎ

… more

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live