ጽባሕ ከይከልእዎም! –ካልኣይ ክፋል፥
ጽባሕ ከይከልእዎም! ካልኣይ ክፋል፥ ‘ናይ ደሓን ደኣ’ሞ ብንግሆኡ ናብ ኤምባሲ ኤርትራ ትኸዳ ኣለኽን?’ በልኩወን ደጊመ ብምሕታተይ እናተሰከፍኩ። “እዋእ! ብደሓንዶ ትኸዶ እኻ ነዚ ሽግረኛ መንግስቲ’ዚ፡ ነቲ ጸኒሑ ዝፈጥረለይ ሽግር ክፈትሕ’ምበር!” ምስ በላኒውን ነቲ ጽሙእ ገጸን ጸዊገን፡ ‘እንታይ ሽግሩ?’ በልኩወን...
View Articleታሪኽ ስዉእ ጅግና ሲዒድ ዓሊ ሕጃይ
ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብዛዕባ ኩነታት ፎርቶ ዝርዝራዊ ሓበሬታ ኣብ ዝሃብናሉ እዋን ታሪኽ ህይወት እቲ ኣብ ስርሒት ፎርቶ 2013 ዝተሰውኤ ጅግና ተጋዳላይ ኮለኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ: ከነስዕበልኩም ምዃና ተማባጺዕና ኔርና። እንሆ ድማ ነቲ ካብ ደቂ ኣሃዱኡ ዝተላእከልና ታሪኽ ህይወቱ ነቕርበልኩም። ስእሉ ኣሰኒና ክነቕርቦ ኳ...
View Articleጽባሕ ከይከልእዎም! –ራባዓይ ክፋል፥
ጽባሕ ከይከልእዎም! ራባዓይ ክፋል፥ “ስማዕ ዝወደይ! እዛ ሃገር ታሪኻ ብዛንታ ከም ንሰምዖ፡ “ቀደም ባሕረ ነጋሽ” ክትብሃል ከላ ትኹን ደሓር ብጣልያን “ኤለትርያ” ካብ ትስመ ንደሓር፡ ከምዚ ሕጂ ኣጋጢሙና ዘሎ ሽግር ኣጋጢሙና ከምዘይፈልጥ፡ እዚ ኣብ ታሪኽና ንመጀመርያ ግዜ ናብ ትግራይ ተሰዲዱ፡ ኣብ ትሕቲ ቴንዳታት...
View Articleመድሃኒት ዝሰኣነ ሕማም ።
ክሉኹም ብሃገርኩምን ብህዝቡኹምን እትግደሱ ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ኢሰያስ ንምጥፋእ ሃገርናን ንምብራስ ህዝብናን ካብ ዝብገስ መዋእል ኮይኑ እንርእዮ ዘሎ ሓቂ ኢዩ። ንሕና ግን እናፈለጥናዮ ወይ እናረኣናዮ ኣብ ተኣኪብና፡ ተበቲና ፡ ኣኸባ ጌርና ፡ ብጽቡቕ ደምዲምና ክበሃል፡ ቀለሙ ከይነቐጸ ናብ ሓዲሽ ሓሸውየ ክንምለስ...
View Articleጽባሕ ከይከልእዎም! –ሓሙሻይ ክፋል፥
ጽባሕ ከይከልእዎም! ሓሙሻይ ክፋል፥ “ወዳጀ ትምቢት! ካልእከ ክቡር ነብዪ፡ ትንበዮ ኣላካድዩ?” ብምባል ሓጨጨሉ ሓይለእዝጊ። “ካልእዶ? መሊኡ!” ምስ በሎ እቲ ብጻዩውን ቁጥዕ ኢሉ፡ “እንታይ?” ደገመ ሓይለእዝጊውን ድምጹ ክብ ኣቢሉ። ኣነን ኣደይ ወጋሕታንውን ፍጀቱ ማለት ናይ ምጉት ተራኡ ዝጽበ ብዓል ነገር...
View Articleዜና ዕረፍቲ! ሓጺር ታሪኽ ሂወት ባሻይ ኣብራሃ በራኺ
ባሻይ ኣብራሃ በራኺ ካብ ኣቦኦም ባሕሪ ነጋሲ በራኺ ጋርዛን ካብ ኣደኦም ወይዘሮ ጽጋይ ተኽሉን ኣብ ወርሒ ሓምለ 1906 ዓ.ም. ኣብ ዓዶም ባምቡቆ ሎጎ ጭዋ ተወልዱ። ብንእስነቶም ድማ ኣብቲ ከባቢኦም ዝነበረ ገዳማት እናተመላለሱ ዳዊት ምንባብን ትግርኛ ምጽሓፍን ተማህሩ። Download (PDF, 194KB)
View Articleጽባሕ ከይከልእዎም! –ሻዱሻይ ክፋል፥
ጽባሕ ከይከልእዎም! ሻዱሻይ ክፋል፥ “እዋእ! ሓይለእዝጊ፡ ከመይ ማለትካ’ዩ? ኩነታት ሃገርካስ ብቲቪ ኤረ ጥራይ ኢኻ ትከታተሎ ማለትካ? በቃ ሕማቕን ጽቡቕን ሃገርካስ ኤሪ ቲቪ ጥራይ ኢኻ ክትነግረካ ትጽበ?” ተገምጢሉ ሓተቶ እቲ ዓርኩ። “ብምንታይ ደኣ ኪትከታተሎ ደሊኻ’ሞ? በዛ ካብ ኢትዮጵያ ትፍኖ ዘላ ናይ ሃሱሳት...
View Articleንዝብኢ ደስ ከይብሎ ቅንፍዝ ምሕቋፍ መፍትሒ ዶዩ?
ኣብዚ ቀረባ ማዓልታት ብመንእሰያት ህግደፍ ዝፍለጡ ጉጅለ ብወኪል ስርዓት ህግደፍ ተቀይሶም ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ተኣኪቦም ኣለዉ። ኤርትራዉያን ተኣኪቦም ብዛዓባ ሃገሮም ክዝትዮ ሰናይ ኔሩ፣ እንተኾነ ስለምንያት? ምስ መን? እንታይ ንምርካብ? ናበይ ንምብጻሕ? እንታይ መልእኽቲ ንምምሕልላፍ ወዘተ ዝብሉ ሕቶታት ምስ...
View Articleካምፖ ቺንታቶ ወሊዳ ኮምብሽታቶ!
“The UN Resolution on the future of Eritrea constitutes one of the most outstanding and constructive experiments which the UN has undertaken throughout the world.” UN Commissioner Eduardo Anze...
View Articleቁራዕኪ እናሓረረ ቁራዕ እንዳማትኪ ምክዋስ መዓስ ኢኺ ትገድፍዮ
ጋዜጣ ጉጅለ ህግዲፍ(ሓዳስ ኤርትራ) ኣብ ናይ 28 መጋቢት ዜና ወጻኢ ብዛዕባ እቶም ኣብ ሲናይ ተጨውዮም ዝነበሩ ሓንቲ ኖርወጅያዊትን ሓደ እስራኤላውን ሓንጢጣ።ኣብቲ ዜና ተባሂሉ ዝሰፈረ ብስእሊ እቶም ክልተ ወጻእተኛታት ዝደመቐ ጽሑፍ እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ኣለዎ። ኣብ ምስሪ፡ምድረበዳ ሲናይ ብዕጡቓት ተጨውዮም ዝጸንሑ ሓደ...
View Articleጽባሕ ከይከልእዎም!
ጽባሕ ከይከልእዎም! ሻውዓይ ክፋል፥ “ሓይለዝጊ ዓርከይ፡ ምልኪ’ዩ እቲ ኣሲሩኩም ዘሎ ማሕዩር። ብፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ኣዒንትኹም ዓዊሩ! ልብኹም ደንቊሩ! ዋላ ንሓንቲ ደቂቕውን ትኹን፡ ብርእስኹም ምሕሳብን ምግንዛብን ስኢንኩም፡ ዘዝተባህለ ጥራይ ክትደግሙ፡ ፓፓጋሎ ተቐይርኩም! በቃ! ክውንነት ርኢኹም፡ ሓቅን ሓሶትን...
View Articleዓሊ ዓብዱ ካብ መን’ዩ ዝሕባእ ዘሎ ???
ዓሊ ዓብዱ ካብ መን’ዩ ዝሕባእ ዘሎ ??? ወኪል ሚኒስትሪ ዜና ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ዓሊ ዓብዱ በቲ ንሱ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ኣጸዋዉዓ ካብ “ዝኸድዕ”, በቲ ሚዛናዎ ኣጠማምታ ዘለዎ ሰብ ክኣ ኢዱ ካብ ደም ካብ ዝስሕብ, ኣዋርሕ ቆጺሩሉ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ምሕባእን ካብ መራኸቢ ቡዙሃን ኣብ ምኽዋልን መሪጹሉ ኣብ ዘሎ ግዜ...
View Articleጽባሕ ከይከልእዎም!
ሻሙናይ ክፋል፥ “ጸገም የለን ዝወደይ፡ ኣደይ ደኣ በለኒ። ካብ ሓወይ ክብል ወደይ ክብል’ዩ ዝቐለኒ። እንተ’ቲ ‘ምሕናቕ መንግስቲ’ ትብሎ ዘለኻ ግን፡ ንሕና እዚ ክንገብር ዓቕሚ እንተ ዝህልወና ነሩስ ክሳዕ ሎሚውን ገመድ ኣብ ክሳድና ኣንጠልጢልና ዓገግ ኣይምበልናን ነርና ዝወደይ! ቀደም ንሽግርና ኣንሂናዮ (ኣርሂናዮ)...
View Articleነጎዳ ለውጢ –ኣብ ዲስን በይ ኤርያን
ህዝባዊ ማዕበል በይ-ኤርያ ንሰላማዊ ሰልፊ ዋ.ዲሲ ይዳሎ ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም፡ ጎስጓስ ሽማግለ ንሰላማዊ ሰልፊ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ፡ ግንባር ድሕነት፡ ሳግም፡ ኣባላት ባይቶ፡ ኩሉ ኣብ ቃልሲ ተጸሚዱ ዘሎ ዜጋ ተረኺቡ። እቲ...
View Articleስለምንታይ?
ስለምንታይ? ናጽነት ዝጽበ ዝነበረ ህዝቢ ኤሪትራ ቀያሕቲ ደቁ ከፊሉ ረኺቡዋ ብሓጎስ እዉን ተሰራሲሩ። መስዋእቲ ደቁ ክንገሮ ከሎ ከኣ፡ ብደም መንድኣ ክትርከብ ብምባል ተደዓዒሱ። ኩሉ ግዜ 20 ሰነ ክትከውን ከላ ናይ ሓደ ኣቦ ዘረባ ይዝክር። ኣብ ከተማ ዓሰብ`ዩ፡ ወለዲ ስዉኣት ክርድኡ ከለዉ፡ ንሓደ ኣቦ ፡ ወዱ...
View Articleናይ ኤርትራ ጉላግ (ካልኣይ ክፋል)
ናይ ኤርትራ ጉላግ (ካልኣይ ክፋል) ብኣሚር ባብክር ዓብደላ ትርጉም እድሪሳይ ቪላታት ማእሰርቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ንግሆ ሰዓት 10 ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ዶብ ኤርትራ ተረኸብኩ። ኣብ ቤት ጽሕፈት ሓደ ግርማይ ምስግና ዝተባህለ ኮሌኔል ምዃኑ ኢዩ። ኮሌኔል ግርማይ ናይ ጀነራል ተኽላይ ማንጁስ...
View Articleጉባኤ ኣህባይ ካብ መንጉዳን ከባቢኡን።
ኣህባይ ኣህባይ እካ እንተኾኑ ሎሚ ሎሚ እዋን ግን ነዚ ስም እዚ ክጻብእዎ ዝጀመሩ ይመስሉ። ካብዚ ዝተላዓለ ከኣ እዩ መስለኒ ኣብቲ ጸሊም ኣኻውሕ ናይ እቲ ሳዕራም ጎቦ መንጉዳ ንምእካብ ሓሳብ ዘንቀዱ።ኣኼብኦም ኣብቲ ዝሑል ናይ ክራማት እዋን እዩ ዝነበረ።መሬት ጠልን ሃምን ምስ ኮነ ንብለኩም፤ ጉጅለ ኣህባይ ደስታ...
View Articleድሓን ኩን ብጻይ ኣማረ
ድሓን ኩን ብጻይ ኣማረ 05/12/2013 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ደቂ ሰብ ነበርቲ ከምዘይኰንናስ ኩሉሳዕ ብሞት ክንዝመት ከለና ከይጠቐስና ሓሊፍና ኣይንፈልጥን። ኣብ ሂወትና ኣንጻር ኩሉ ዓይነት ዘጋጥመና ናይ ኣነባባር ወጥርታት ብውልቀ ይኹን ብሓባር ተቓሊስና ክንዕወት ከም እንኽእል ንዝቲ ኢና። ኣብ ዓለም ክሳዕ ዝሃለና...
View Articleጽፊዒት ንዘመደ ተኽለ ወኪል ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኢጣልያ፡
ኣብ ገማግም ሚድተራንያን ትርከብ ናይ ዞና ሊጉርያ ዋና ከተማ ዝኾነት ጆነቫ ኣብ ትበሃል ከተማ፡ናይቶም ኩሎም ኣብታ ከተማ ዚነብሩ ስደተናታት ህዝብታት ዓመት ዓመት ፌስትቫል ይካየድ‘ዩ። እዚ ፌስትቫልዚ ባህላዊ ማለት ናይ ኣከዳድና፡ኣመጋግባ ( ኣሰራርሓ መግቢ ) ሙዚቃ፡ሳዕሳዒትን ካል ኦት ፍሉጣት ተጣበቕቲ መሰል ደቂ...
View Articleፈስቲቫል ካስል ቁልዒ ተስፋ፡፡
ካብ ዕለት 5 ክሳብ ዕለት 7 ሓምለ 2013 ብሓልዮት ጨናፍር ዞባ ኤውሮጳ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ካስል ተኻይዱ፡፡ እዚ ብዙሕ ሰብ ክጽበዮ ዝጸንሔ ርክብ ፈስቲቫል ብኣዳለውቱ ዝነበሮ ትጽቢት ክንደየናይ ነቢሩ እንድዒ ብትዝብተይ ግን ጽቡቕን እኹል ተሳታፋይን ምንባሩ ኢዩ፡፡እቶም ብሓላፍነት እዚ ፈስቲቫል...
View Article