ኣብ ዜሓሇፈ ሰሙናት ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ስርዓት ህግዯፍ ኣብ ስቶክሆሌም – ስካንዱናቪያ ርእስቱ ጽሑፍ ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ጽሒፍና ኔርና። ልሚ ድማ ኩነታት ህግዯፍን ወዱ መንጉስቱን ኣብ ስቶክሆሌም ክንሕብረ ኢና፡፡ እቲ ዯሊይ ሰሊም፡ ፍትሒ፡ ርግኣት፡ ዯሞክራሲ፡ ጥዑይ ምሕዯራ ኣብ ሃገርና ዜምነ ህዜብና እንዲ ዓበየ ዜኸይድ ል፡ ካብ ትምኒት ሓሉፉ ናብ ነገራዊ ሓይሉ ንኽሌወጥ ል ተኽእል ንኽዓቢ ፡ ልና ሓበሬታታት ምስ ህዜብና ክንካፈል መሪጽና ኣልና።
↧