Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ንምፍሳስ ደም/ንጎነጽ ዝጽውዕ ሃይማኖት የለን

$
0
0
ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ሽበራ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ኣብ ዝተፈላለየ እምነት ዝኣምን ህዝቢ ክረኤ ዝጸንሔ ዝኾነ ይኹን ሃይማኖታዊ መንነት ዘይብሉ ኣብ ፍትሒ ዝጎድሎ ባይታ ዝበቁል ሓንሳእ ብስሰዔ (ምግባት) ሓንሳእ ብተስፋ ምቁራጽ ዝተባባዕ፤ ብውልቀ-ሰባት፡ ብእኩባት፡ብመንግስታት ክፍጸም ዝኽእል ተርእዮ እዩ። ብውሑዱ ነቲ ዝደሓረ ዳርጋ መብዛሕቲኡ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣምነሉ ክልተ ሃይማኖት … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130