ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ዓውደ ኣዋርሕ ኤርትራ ብክልተ ኣንጻር ፍጻሜታት ክትዝከር ኢያ:: ኣብ 1993 ወርሒ ሚያዝያ ኣፍ ልብና ነፊሕና ነቲ ብቃልሲ ዘረጋገጽናዮ ናጽነት ብሕጋዊ መገዲ ብረፈረንዱም ኣድሚቕናዮ:: ነታ ቀያሕ ወረቐት ጉሒፍና ሰማያዊት ካርድ ኣብ ሳንዱቕ ብምእታው ልኡላውነትና ዘረጋገጽናላ ወርሒ ብሓበን ንዝክራ:: ሎም ዘበን ድሕሪ 12 ዓመት ድማ ወርሒ ሚያዝያ ጸሊም ነጥቢ … more
↧