ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91 ብሓጎስ ክንዘልል ካብ ምንጋጋ ሓርገጽ ወጺና ካብ ጸልማት መስገደል ተጋደልቲ ሓቑፍና ብዓውታ ናጽነት ጥዕምቲ ኢልና ክንዕልል መግዛእቲ ኣፋኒና ኣውዳውና ዘርጊሕና ናጽነት ክንቅበል፡፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91፡ ክንምሕል ንፍትሒ ማዕርነት ሕድሪ ክንፍጽም መብጽዓ ስውኣት ብሓባር ክንምርሽ ንሰላም ንልምዓት ብኩርዓት ክንነብር ብሓጎስ ብጽንዓት። ግንቦት 91፡ … more
↧