Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ዝዓሰወ እንጀራ ኣብ ሓድሽ መሶብ

$
0
0
ናይ ሕጊ ምሁርን ብዓል ጸጋ ዕድመን ስለዘይኮንኩ፡ ብዛዕባ ዘመናዊ  ወይ እንዳባ ሕጊታት ብዙሕ ክዛረብ ኣይክእልን’የ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ዝዓበኹሉ ከባቢ፡ ዓዲ እትምሓደረሉ ሕግታት እንዳባ (ልምዳዊ/ባህላዊ) ንኣብነት ሕግታት ሳዕሪ ብላዕ፡ ሕዛእቲ፡ መጓሰ፡ ቀለብ ቆልዓ፡ መንገዲ ኣርብዓ፡ ምጥዋርን ምኽባርን ዓበይቲ፡ ጤሳ፡ መውስቦ፡ ፍትሕ፡ ዕርቂ ብኡሳት ዝኣመሰሉ ጉዳያት ኣምር ኣለኒ። በዞም ሕግታት እዚኣቶም … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130