መጸዋዕታካብ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ እንቛዕ ናብ መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኣብጻሓና፡ ብምኽንያት መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ ንእነማሓላልፎ መልእኽቲ ህዝብና ኣብ ሓዘን ንስቅይ ከለና፣ ደቅና ኣብ ባሕርን ምድረበዳ ብጃምላ እናጠፍኡ፣ ኣብ ሊብያ ብሰንኪ ኣመንቲ ክርስትያን ምኳኖም ብአኽረርቲ እስላም ISIS ብኻራ ከም ጠለበጊዕ ኣናተሓረዱ ዓገብ … more
↧