ስደት ድሕሪ ናጽነት ናይ መን መርገም’ዩ?
ስደት ድሕሪ ናጽነት ናይ መን መርገም’ዩ? ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፋተይ ብተደጋጋሚ ዘተምባህኩዎን ካልኦት ኤርትራውያን ’ውን ብተመሳሳሊ ዝሓበርዎን፡ ነዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብህግደፍ ዝወርድ ዘሎ ሓሳረ መከራ፡ ፈወስቱን ፈታሕቱን ንሕና ባዕልና ኤርትራውያን ኢና። ዋላ’ኳ ኣካል ማሕበረ ሰብ ዓለም ስለዝኾና “ዓለም...
View Articleኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ሰሚናር፡ ብኣቦ ወንበርን ብኣቦና ኣቶ ፍቕረማርያም ማሓርን ዝተቐረቡ...
1. “ምስ ኩሉ ፍልልያትና ተኸባቢርና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ሰሚናር፡ ብ ኣቦ ወንበር ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass roots movement) ዝቐረበ ቓል። ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡- ናብ’ዚ...
View Articleህጹጽ መጠንቀቕታ ንኹሉኹም ብሊብያ ናብ ሲደት እትውሕዙ ዘለኹም ስደተኛታት ኣመንቲ ክርስትና ( ናይ ሮይተርስ ቪድዮ...
ሎሚ 19 ሚያዝያ ናይቲ ኣሸባሪ ጉጅለ ISIS ናይ ቪድዮ ፕሮፖጋንዳ ብምውካስ ዝተዘርግሐ ሰነድ ከምዘመልክቶ፣ ISIS ኣብ ሊብያ ንዝሓዝዎም 30 ከም ‘ኢትዮጵያውያን’ ዝግለጹ ዘለዉ ኣመንቲ ክርስትና ስደተኛታት፣ ነቶም 15 ብብረት ብኣልማማ ክርሽኑዎም ከለዉ፣ ነቶም 15 ብኻራሩ ከምዝጎይሑዎም የርኢ። እቶም...
View Articleሰላማዊ ሰልፍን ዝኽሪ ሽምዓን ኣብ ሊብያን ማእከላይ ባሕርን ንዝተፍኡ ንጹሃት ኣብ ከተማ ጀኔቭ
ንዝኽሪ ንጹሓት ኣብ ሊብያ ዝጠፍኡ፣ ኣብ ከተማ ጀኔቭ፣ ሰላማዊ ሰልፍን፣ ሸምዓ ምዉላዕን፣ ዕለት 25 ሚያዝያ ቀዳም፣ 2015ዓም ኣብ ሊብያ፣ ብየዘይ ሓደ በደል “ክርስትያን ጥራይ ብሙዃኖም” ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ብሓይሊ “ኢስላም በሃልቲ” ንዝተሓርዱን ዝተቐንጸሉን ከምኡ‘ውን ኣብ ኣፋፈት...
View Articleእንኮ ፍታሕ፡ ሞት ህዝብና ከብቅዕ ስርዓት ኢሳያስ የብቅዕ
ኣብዚ ዘለናዮ እዋን፡ ብመራኸቢ ብዙሓን ብዛዕባ ኤርትራ ዝውረ ወይ ዝጸሓፍ ጽቡቅ ነገር የለን። ኩሉ ካብ ሓድሕዱ ዝኸፍአ ወረ ሞት፡ ስደት፡ ጥሜትን ማእሰርትን ዜጋታት ጥራሕ’ዩ። ካብቲ ብተደጋጋሚ ኣብ ማዕከናት ዜናን ብሰባትን ዝስማዕ፡ ዝጸሓፍን ዘዕለልን ድማ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ናጽነት ሃይማኖት፡ ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽን...
View Articleለውጢ ኣብ ኣተሓሳስባ
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብዚ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዘሰቅቕ መገዲ ኣብ ምድረበዳታትን ባሕርታትን ከም ቆጽሊ ዝረግፉሉ ዘለዉ እዋን፡ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ብዚብል ኣርእስቲ ዓንቀጽ ምጽሓፍ፡ ነቲ ብጭብጢ ዝረአ ዘሎ ስቓይ ብዘይስምዒታዊ መገዲ ክትርእዮ ምድላይ ይመስል። ግን ከኣ ኩሉ ኣብ ወድሰብ ዝወርድ መከራ ናይቲ ካብ...
View Articleዝኽሪ ንግዳያት
ዕለት፡ 23.04.15 ዝኽሪ ንግዳያት ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብደቡብ ኣፍሪቃ ዝጀመረ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ስደተኛታት ዝቐንዐ ግፍዒ ከም ዝተፈጸመ ኣብ ማዕከናት ዜና ክንከታተሎ ቀኒና ኔርና። እንተኾነ፡ ንበዓል በርቂ ሓዊ ደብሶ ከም ዝብሃል ናይቶም መብዛሕትኦም ኢትዮጵያውያን ካልኦት ዜጋታት ኣፍሪቃ ምንባሮም ዝንገረሎም...
View Articleናይ ሽምዓ ስነ-ስርዓት –ኣትላንታ
ናይ ሽምዓ ስነ-ስርዓት ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass Roots Movement) ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ልዕሊ ኣሓትና፥ የሕዋትናን ደቅናን ዘጋጠመ ናይ ባሕሪ ህልቂትን፡ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትና ዝተፈጸመ ብ ISIS ናይ ዝፍለጥ ጉጅለ ኣሰቃቒ ግብረሽበራዊ...
View Articleኣሳፊሕካ ሞት፡ ተኾርሚኻ ሞት።
ኣሳፊሕካ ሞት፡ ተኾርሚኻ ሞት። 25.04.2015፡ ኣቐዲመ ፈጣሪ ንኩሎም ግዳያት ኢዱ ዘርጊሑ ክቕበሎም እምነ። ክቡራት ደቂ ኤርትራ ደቂ’ዛ ሕያወይቲ ኣደ! ቅንያቱ ኣስደሚምኩም ከምዘሎ እመስለኒ። ልዕሊ ኩሉ መን ከምዘርድእ ጨኒቕና’ዃ እንተ ሎ እቶም ተረከብቲ ግና...
View Articleኣነን ሓጺሩኒ ይብል ንሱን ተደቢሩ ይስዕስዕ
ኣብ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ኤርትራ፡ ሕጽረትን ቅልውላውን መንበሪ ኣባይቲ ሓደ ካብ ዝዓበዩ ሕማም ርእሲ ህዝብና’ዩ። ቀንዲ መንቀሊ ናይዚ ጸገማት ድማ፡ ጋሕማጥ ምምሕዳርን ምስ ዘሎ ማሕበራውን ቁጠባውን ክውንነት ሃገርና ዘይቃዶ ኣሰራርሓን ሜላታትን ስርዓት ኢሳያስ’ዩ። መንግስቲ፡ ብዓዲ፡ ከተማ ወይ ብውልቀ ዝውነን...
View Articleሳላ’ዞም…………………………………..!
ሳላ’ዞም…………………………………..! ሳላ’ዞም ውፉያት ኮሪዖም ዘኹርዑ ሳል’ዞም ጀጋኑ’ወ ተቢዖም ዘትብዑ ሳላ’ዞም መከትቲ ጸኒዖም ዘጽንዑ ድምጽኺ ኣሰና ዳግም ተሰሚዑ ህግደፍን ሰዓብቱን ደም ይንብዑ! ሳላ’ዞም ውጹዓት’ወ ፍትሒ ዝናፈቑ ሓገዝ ዘበርከቱ ገንዘብ ከይበቐቑ ሳላ’ዞም ጀጋኑ ጽንዓት ዝዓጠቑ ደምበኺ ኣሰና...
View Articleሓድሽ ቅዋም፡ ዘውዲ ንግስነት ኢሳያስ ዘረጋግጽ ይመስል
ብሳላ ጸጋ ዕደመኡ ኣብ መዋእሉ 5 መንግስታት ዝረኣየ፡ መጻሕፍቲ ብምንባብን ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ምብስታፍን ዝደለቦ ፍልጠት ከምኡ’ውን ኣብ ብዙሓት ወጻኢ ሃገራት ብስራሕ ክንቀሳቀስን ዕድል ዝረኸበ ዓርከይ፡ “ብኣጋጣሚ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ(2015)መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ህዝብና ካብ ስርዓት ኢሳያስ ዝጽበዮ ጽቡቅ ሓድሽ...
View Articleሃገር’ምበር መንግስቲ…!
ሃገር’ምበር መንግስቲ…! ‘ኣንታ ሕጂኸ እዚ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ‘መንግስትና’ እትብሉዎ ሕሱም ጉጅለ፡ ነዞም ትማሊ ኣብ ሓንቲ ደቂቕ ኣብ መዓሙቕ ባሕሪ ዝጠሓሉ 350 ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ ምስቶም ብኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዕሽ ብስሕለት ሴፍ ክሳውዶም ዝተሓርዱ’ሞ ክሳዕ ሕጂ ብልክዕ ቊጽሮም ዘይተነጸረ ዜጋታትና ሓዊሱ፡ ሃገራዊ...
View Articleሓያል ግዜ ከተዓዛዝብ እምበር፡ክቐትል ኣይመጸን ከም ዝብሃል ኣብዛ ግዜ እዚኣ ካብ ዝትዓዘብክዎ።
1.ንሕና ኤርትራውያን ከም ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ሃገርና ከቢርና ንኽንነብር፡ፍትሒ ዘምጽእ ሓያል ሓሳብ ኣበጊስና፡ብጥርናፈ ኣብ ቅኑዕን ጽኑዕን ተግባር ከይንበጽሕ፡ደላዪ ድሌትና መሲሉ ዝሓልከና ስዉር ሽርሒ ከም ዘሎ። መንግስቱ ሃይለማርያም ፣ጓና ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ጥራይ፡ፍቕሪ መሬትን ባሕርን ኤርትራ...
View Article