ነቐፌታዊ ትዕዝብቲ ኣብ ኣስተምህሮ ዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ከተማ ለንደን ብዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ዝተጸወዐ ህዝባዊ ሰሚናር ንዕርቕን ሰላምን ሃገርና ምርኩስ ብምግባር ከምዝተኻየደ ምናልባት ገሌና ካብቲ ኣብ ክልተ ክፋላት ኣብ ራድዮ ኣሰና ዝቐረበ ቅዳሕ ናይቲ ኣስተምህሮ ተኸታቲልናዮ ንህልው። ዶ/ር ምስግና ኣብ ሃገርና ኣጋጢሙ ዘሎ ከቢድ ቅልውላው ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዘላቒ … more
↧