ቃልሲ ሓርነት፡ ብጽልኢ መላኽን ሰዓብቱን ዘይኮነስ፡ ብፍቕርን ክብርን ደለይቲ ፍትሒ’ዩ ዚዕወት!
ቃልሲ ሓርነት፡ ብጽልኢ መላኽን ሰዓብቱን ዘይኮነስ፡ ብፍቕርን ክብርን ደለይቲ ፍትሒ’ዩ ዚዕወት! መበገሲ ጽሑፈይ፡ ነቲ ኣብ ዝተፈላለያ ውድባትን መርበብ ሓበሬታታትን ዘሎ ንሓድሕድካ ዘይምስናይን ብሓባር ኴንካ ዘይምስራሕን፡ ከምኡውን ነቶም ብጋህዲ ይኹን ብሕቡእ፡ ‘ኣንጻር ምልኪ ንቃለስ ኣለና’ ንብል፡ ውልቀ...
View Articleፍሉይን ህጹጽን መልእኽቲ ናብ መራሕቲ ሃይማኖትን ጳጳሳትን ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ –ብካህን...
ፍሉይን ህጹጽን መልእኽቲ ናብ መራሕቲ ሃይማኖትን ጳጳሳትን ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ብካህን ራእዩ ይሄሉ መንፈሳዊ ስላምታይ እናኣቐደምኩ ህጹጽን ኣዝዩ ኣገዳስን ዝኾነ እዋናዊ መልእኽተይ አቕርበልኩም። እዚ ድማ ብዛዕባ’ቲ ቀዳማይ ግህሰትኩም ማለት ኣብ ልዕሊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ብጹእ...
View Articleመግለጺ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፡ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ፣ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን
መግለጺ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፡ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ፣ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን እዚ፥ ስምረት ገዳማት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ቀሺ ሃብቶም ርእሶምን ዝኣወጅዎ ውግዘት ምኽንያት ብምግባር ዝወጽአ ዘሎ መግለጺ ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕ እዩ።...
View Articleካብ ክዉንነት ዝረሓቐ ምስክርነት ካህናት ኦርቶዶክስ
ካብ ክዉንነት ዝረሓቐ ምስክርነት ካህናት ኦርቶዶክስ ኣብተን ካልኦት ናይ ኣመንቲ ኣምላኽ ኣብያተ ጸሎታት ዝውቱር ይኹን ኣይኹን ርግጸኛ ኣይኮንኩን፣ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስትያናት ግን ኣብ ግዜ ቅዳሴ፣ኣብታ ሰንበት መጸ ኣማኒ ብሃረርታ ዝጽበያ ጸሎተ ቅዳሴ እቲ መሪሕ ካህን“ንመፍቀሪ እግዚኣብሔር መራሒ...
View Articleቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ሕጂኸ ናበይ-?!
ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ሕጂኸ ናበይ-?! ብሊቀ-ካህናት ተክለማርያም ምርካጽዮን እወ! እዛ ዓባይን ጥንታዊትን ቤተ-ክርስቲያን፥ ሕጂኸ ናበይ ኣቢላ’ያ ክትጐዝ ትደሊ ዘላ-? ዝብል ሕቶ ብምልዓል እቲ ጉዳይ ምርኣዩ ከድልየና እዩ። ከም-ዝፍለጥ እዛ ብቕድስናዝፍለጥ ታሪኽ ዘለዋ ቤተ-ክርስቲያን’ዚኣ፥ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት...
View Articleካርታ-ጕዕዞ ናብ ደምክራስያዊት ኤርትራ –ሕሩይ ተድላ ባይሩ
ካርታ-ጕዕዞ ናብ ደምክራስያዊት ኤርትራ ንህልዊ ኩነታት ሃገርና ብምትንታን ካብዚ ዘሎናዮ መዋጥር መዋጽኦ ክኸውን ዝኽእል መጽናዕታዊ ጽሑፍ ብሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ዋዕላ ዋሽንግተን ብዕለት 2014-10-20 ቀሪቡ ነበረ። ምሉእ ትሕዝቱኡ ድማ እንሆ ይቐርብ መቐድም ካርታ-ጒዕዞ ናብ ደሞክራውያዊት ኤርትራ ዕላማ...
View Articleሕያዋይን ውፍዩን ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ-ቫካሮ) ብሞት ተፈልዩና፣ ግን ዕዳ ኣሰኪሙና’ዩ ሓሊፉ!
ሕያዋይን ውፍዩን ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ-ቫካሮ) ብሞት ተፈልዩና፣ ግን ዕዳ ኣሰኪሙና’ዩ ሓሊፉ! ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ ሓሙስ 23/10/2014 ኣብ ከተማ ኖርሳምፕቶን ኣብ ስራሕ ዊዒለ፡ ኣማስያይ ብባቡር ናብ ለንደን እናተመለስኩ፡ ብሞባይል፡ ሞት ወዲ ቫካሮ ኣርዲኦሙኒ። ነቲ ዝሰማዕኩዎ ነገር ክኣምኖ...
View Articleብእስትራተጂ ዓዲ ዝቐረበ ጽሑፍ –ኣብ ጉባኤ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን
ብእስትራተጂ ዓዲ ዝቐረበ ጽሑፍ ኣብ ጉባኤ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን 24 ጥቅምቲ 2014 ኣቐድም ኣቢለ ንኹሉኹም ደላይ ፍትሒ፡ እንኳዕ ብሰላም ናኣብዚ ኣገዳስን፡ ህጹጽን፡ ዝኾነ ሃገራዊ ጻዋዒት ንኽንእከብ ብሰላም ኣኻኸበና። ኩነታት ህዝብናን፡ ሃገርና ወዲቓቶ ዘላ ቅልውላው፡ ንክንፈልጥ፡ መፍትሒ ንምድላይን...
View Articleማሕጸን ኣደ
ማሕጸን ኣደ ፍሥሓየ መብራህቱ ማሕጸን ኣደ – ዝጸገየት ዝፈረየት ዝወለደት ዝዘመደት ዘውሰበት ዝተዋሰበት ሓሪሳ ዝዓለለት ወሊዳ ዝሰዓመት ኣዕብያ ዝልኣኸት ብሂጋ ዝተኸልአት ሓዚና ዝበኸየት ብዙሕ ርእያ ብዙሕ ዝጸረት መን ይንገሮ ናትኪ ተረት? ኣደ ብዙሓት እኖይ ኤርትራ እታ ማሕጸንኪ ጕራምራ ኣወዳትኪ – “ነዋሕትን...
View Article