ንዝኽሪ ግዳያት ጃምላዊ ህልቂት ደሴት ላምፐዱሳ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ ። ሓደ ህዝቢ ናይ ሓንቲ ሃገር፡ ውሽጣዊ ዓቕምታቱ ብምውህሃድ ንተፈጥሮኣዊ ጸጋታት ናይ ሃገሩ ብዝግባእ ናብ ረብሕኡ ብምቕያር፡ ናብ ጎደና ዕብየትን ምዕባለን ንኸምርሕ ኣገደስቲ ካብ ዝኾኑ ረቛሒታት ሓደ ሰላም ኢዩ። ሰላም፡ መሰረት … more
↧