Quantcast
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ….? –ሓምሻይ ክፋል

ሓምሻይ ክፋል                       ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ….? ሓምሻይ ክፋል ተኸታታሊ ጽሑፍ ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ…? ኣብ ድሮ እቲ ጸሊም ናይ ታሪኽ መዝገብ፡ ድሮ 18 መስከረም የዳልዎን ይዝርግሖን ብምህላወይ፡ ነቲ ዕለት ዝያዳ ከድህበሉ ክግደድ እየ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቶም ሃዋርያ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝኾኑ ሓርበኛታት መራሕቲ ገድሊ ኤርትራን ልሳን እቲ ድምጹ ዝተዓፈነ ህዝቢ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130