ሳዕቤነ ከበሳ (The Plateau Effect) ስለምንታይ ጋም ማን? |ሓድሓደ ጊዜ ኣብ ዝቈምናዮ ንሽከል። ብርቱዕ ጽዒትና’ውን ኣብ ውልቃውን ዕላውን ሞያታትናን ዕላማታትናን ኣይንዕወትን። ንሸቶታት ውልቃውን ትካላውን ህይወትና፡ ንሕልምታትና ንድሕሪት ንድርኾም። ዝምድናታትና ምስ ሰባት ልዕሌናን ትሕቴናን ይድስክል። ኣብ ከበሳ ሓይልናን ክእለትናን በጺሕና ኢና። ዘገም ኢልና ከኣ ኣብ ዝቈምናዮ ንብስብስ። ንመውት። ኣዝዩ ዘሕርቕ እዩ … more
↧