Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱዛ

$
0
0
ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱዛ ድሕሪ’ቲ ንዓለም ዘሰምበደ፡ ኣብ ባሕሪ ኣፍደገ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ንምዝካር “ብትረ-ኦቶብረ” (ሰለስተ ጥቅምቲ) ዝጽውዑ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ኢጣልያን ውህደት ንደሞክራስያዊት ኤርትራን (Coordinamento Eritrea Democratica)  ዝፍለጡ ተቓለስቲ ብሓባር ካብ 3ክሳብ5 ጥቅምቲ  (ዓርቢ፥ ቀዳምን ሰንበትን) ናይ ዝኽሪ መደብ  ተወዲቡ ኣሎ። እዚ ንህልቂት ኤርትራውያን … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130