ሓድጊ ህግደፍ (PFDJ’S Legacy) 2ይ ክፋል። 29-09-14:: ይሙን ቅጭን፡ ናይ ሕጊ ነገር ንሕጊ ገዲፍካ ብኣከያይዳ ወይ ሕጊ ናይቲ ሰልፈይ፡ መንግስተይ ትብሎ ኣጀንዳ ዕንወት እናመረሽካ ተመ ሓድራ ሃገርሲ እንታይ ክሳብ ትመስለልና ክንጽበየካ ኢኻ ሽዑ ከይኣክል ኣብ ቦሎኛ ንመጻኢ’ውን ኩሉ ግዜ ከምትዕወት ዝፈከርካ????? ዕላልና መቐጸልታ ናይቲ ”ቦሎኛስ እምበር መዘክር”! ዝብል ፍጻመታት … more
↧