Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ደቀይ ተንስኡ’ባ!?

$
0
0
ዘዝወለድኩዎም እናተመንጠልኩ ኣብ ስቓይ ክነብር ወትሩ እናነባዕኩ ክሳዕ መዓስ ሓዘን እፎይ እንከይበልኩ? ይኣኽለኒ ሎምስ ሓዘነይ ደብሱ ደቀይ ተንስኡ’ባ ፍትሒ ከተንግሱ!  ኢላ ጀሚራ ኣላ’ወ ኣስመራና ቁጠዐኣ ክትገልጽ። ክሳዕ ሕጂ ደቃ’ዮም ይዛረቡላ ኔሮም፡ ሎሚ ግን ባዕላ’ያ ትደጒዕ ዘላ!   ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ይቕጽል፥   ኣስመራና ጻዕዳ ካብ ዚገደደ ሕሰም ናብ ዚበኣሰ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130