Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ቁራዕ ጠስሚ!!

ደሓንዶ ከሪምኩምን ቀዊዕኩምን ኩሉኹም ደቂ‘ዛ እዝውቲ ሃገር ኤርትራ ብሓበራ? እሞ እንሆ ከኣ ሎሚ ብዓለማ ናብ ሓድሽዓመት ትሰጋገር ኣላ። ከምርዱእ ኣቀማምራ ክፍላተ-ወቕትን ምስግጋር ናብ ሓድሽ ዓመትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝፈላለ‘ዃ እንተኾነ፡ ድሕሪ ኣቀማምጣ መሬት ዝስራዕ ባህልን እምነታትንውን ዓቢ ግደ ኣለዎ። ኣብ...

View Article


ኢሰያስ ሕጂ’ውን ገና ዝዕሸዉ ረኪቡ ኣሎ

“1997 ወፍሪ ልምዓት ን ውግእ ባድመ ሕጂኸ 2012 ኣዋጅ ወፍሪ ቁጠባን ኣብ ኤርትራ ንምንታይ ? “ ካብ ዝኾነ ሳዕ ንላዕሊ ባህሪ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ሕጂ ሒዝናዩ ዘሎና እዋን ተጋሂዱ ኣሎ፣ እሞ ዳ ሕጂ ኸኒ ገለዶ ኣለዉ ኮይኖም እዮም ዘይተ ዓሸዉ ብዛዕባ ወፍሪ ኣብ ኤርትራ ክዝትዩ ዝቀነዩ፣ ኣብ 1997 ኢሰያስ...

View Article


ዝወደቐ’ስ ከይወድቕ ነይፈርሕ፤

  ኣብዚ ቕንያት እዚ ፈርኸሽከሽ ስርዓት ህግደፍ ብፍላይ ድማ ሚኒስትሪ ዜና ንርኢ ኣለና።ኻብቲ ዝተሓተ ውልቐ-ሰብ ኽሳብ እቲ ዝለዓለ ሚንስተር ፡ፓይሎት፡ተማሃራይ ሓረስታይ፡ቖልዓ ሰበይቲ፡እቲ ዓዲ ምግዳፍ ብኣልማማ ብዘይ ኣፈላላይ ኾይኑ ኣሎ።     ስርዓት ህግደፍ ንሓንቲ ሰዓት ዶባት ኤርትራ ነጻ እንተዝገድፎ ነይሩ፡ዋላ...

View Article

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን – 1ይ ክፋል

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 1ይ ክፋል ኣብ’ዚ እዋን’ዚ በብከባቢኡ ናይ ‘መንእሰያት’ ምጥርናፍ እናዓበየ ክኸይድ ይርአ ኣሎ። እዞም ዝጥርነፉ ዘለዉ ‘መንእሰያት’ በቲ ዝነብርሉ ከባቢ ጥራይ ዘይኮነ ብኣረኣእያ’ውን ክፈላለዩ ግድን ኢዩ። ኣነ’ውን ንባዕለይ ኣብ መጋርያ ፖለቲካዊ...

View Article

መን’ዩ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኵናት የለን ዝበለ?

ኣብ ሶርያ ኣብ ሪጋ ባኒ ተሰሪዑ ዝነበረ ህዝቢ፡ ብነፈርቲ ናይ’ቲ ስልጣኑ ንምድሓን ምስ ተቓወምቱ ኣብ ኵናት ገጢሙ ዝርከብ ስርዓት ባሺር ኣልኣሳድ ተደብዲቡ ልዕሊ 90 ዝኾኑ ሰባት ከምዝሞቱ ምስ ሰማዕኩ’የ፡ ኤርትራን ሶርያን እንታይ የመሳስለን፡ እንታይ ከ ይፈላልየን ኢለ ክሓስብ ተደፋፊአ። መጀመርያ ኣብ ኤርትራ ህዝቢ...

View Article


….ኤርትራ! ሓድሽ ዓመትስ መጺኡ’ሎ፡ ሓድሽ ሂወት ከ…?

እታ ኣሃዱ ኢልና ዝጀመርናያ ዓመተ 2012 ዛዚማና፡ ከምቲ ንቡር ነታ ትመጽእ ዓመተ 2013 ሰናይ ዓመት ይግበረልና ኢልና ክንቅበላ ቁንጣሮ መዓልታት ጥራይ እየን ተሪፈናና ዘለዎ። ሓድሽ ዓመት ኮይኑ ሓደሽ  ኩነተ  ሂወት ክኽሰት ይኽእል’ዩ። እዚ ዝኾነሉ ግን እቲ ርእሲ ኩሉ ፍጥረታት ዓለም ዝኾነ ኩቡር ወዲ-ሰብ...

View Article

ሓቂዶ ክንዛረብ?

ሓቂዶ ክንዛረብ? (ብዛዕባ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ) ኣብ ዝኾነ ህዝባዊ ቃልሲ ሰውራ ብውሱናት ውልቀሰባት ኣብ ሓደ ዉሱን ቦታ ይጅመር። ኰይኑ ድማ ሰውራ ኤርትራ’ውን ብውሑዳት ሃገራውያን ኣብ መታሕት ተጀሚሩ። ታተ እናበለ ድማ ናብ ሙሉእ ኤርትራ ተባሪዑ።ኣቦና ሓርበኛ እድሪሰ ዓዋተ...

View Article

ሓድጊ ሓምድ ኢድሪስ ዓወተ!

ኣቐድም ኣቢለ ኣብ መላእ ዓለም ዝረከብ ህዝብና ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክገብረልና ይምነ። ቀጺል ሕርኽርኽ ንዝብል ዘርባ መኤረምታ ዘድልዮ ኾይኑ ስለዝተሰማዓኒ፡ ስቕ ኢለ ክሓልፎ ኣይደለኹን እሞ፡ ንፈልጦ ዝነበርና እንተድኣ ብጌጋ ተማሂርናዮ ኮይኑ ድማ፡ ካብ ድንቑርናና ንኽንወጽእ ዝፈልጡ ፍልጠቶም ንኽልግሱልና የማሕጽን።...

View Article


Rectification of Names == እዝጊ ኣፍለጠኩም እርማት ንኣስማት ዝበልኩም

Eritrean Canadian Human Right Group Ottawa Branch By Saeed Wedi Halal December 29/2012   ሰላም ጋንታ ዓዋተ፡ ሶኑይ ብዕለት 24 ታሕሳስ 2012 ድሮ ክሪስት-ማስ ፡ ጋንታ ዓዋተ. ኮም ኣብ ትሕቲ እርማት ንኣስማት ዝብል ኣርእስቲ፡ መራኽብ ዘይጽዕነኦ እንቃዓ ጸርፍን...

View Article


መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ብህዝብን ተቓውሞን ምሽክዕላል ይእከል ዶ ሓቀይ?

ኣሰና ርኢቶታተይ ብተደጋጋሚ ስለዝሰርዝኩምለይ ከይቅየመኩም እዛ ቁሩብ ኣንውሕ ኣቢለ ዝጽሕፋ ዘለኹ ርኢቶ ከተውጽኡለይ ይላቦ። ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ኢዩ ሞ ኣነ ድማ እቲ ዝፈልጦ ሓቂ ክዛረብ ዕድል ክትህቡኒ ይሓተኩም። ብስም ኩሎም እቶም ግዳያት ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ ዝኾኑ ኣሕዋት ኤርትራውያን። ኣብ...

View Article

መላጸ ኣይሕበጥ –ብ ሃብተማርያም ኣብራሃ

   ሃብተማርያምኣብራሃ                                         ለንደን-ዓዲእንግሊዝ            01/01/2013 ከምቲ ኣቦታትና ‘መላጸ ኣይሕበጥ ንዝሓበጠ ክጠብሕ’ ዝብልዎ ዘረባ: ሎሚ እዚ ኣበሃህላ’ዚ ምስ ኣከያይዳ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክርስያዊ ለውጢ ብዝያዳ ሓቅነቱ እናተራእየኒ ይኸይድ...

View Article

እዋናዊ ሕቶ አብ በርሜንግሃም

አብዚ ሎሚ ሃገርናን ህዝብናን ብፖለቲካውን ቁጠባውን ማሕበራዊ ውድቀትን ቅልውላውን ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ዘፈጠሮ ጸገማት አብ ከቢድ ሓደጋ ይርከቡ። እዚ ድማ ኮን ተባሂሉ ሃገርን ህዝብን ናይ ምጽናት ፖሊሲ ብጽዑቕ ይርሓሉ ከምዘሎ ዘማላኽት ኢዩ። ነዚ ጸገማት ህዝቢ ኤርትራ አብ ሓደ ሓቢሩ ሰሚሩን ጸገማቱ ንኸይፈትሕ ድማ...

View Article

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን – 3ይ ክፋል

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 3ይ ክፋል 06/01/2013 ኩነታት ኤርትራዊ መንእሰይ -   ኣብ ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ፣ እቲ ‘ናይ ለውጢ ሓይሊ’ ተባሂሉ ዝእመነሉ መንእሰይ እቲ ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 20 ዓምት ዝርከብ ‘ውዑይ ዕድመ’ ምዃኑ ገሊጸ ኣለኹ። እዚ ክሊ ዕድመ’ዚ...

View Article


ምስሓብ ኣባልነት ካብ ባይቶ

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ኣባላት ባይቶ ዝነበራ ኣባላት ባይቶ፡ ብሰንክቲ ዘይደሞክራስያዊ ኣሰራርሓ ባይቶ ካብ ኣባልነት ባይቶ ከም ዝሰሓባ ምስ ሬድዮ ኣሰና ኣብ ዘካየዳኦ ቃለመሕትት ሰሚዕና። ባይቶ ካብ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ወጻኢ ብዝኾነን ተጻዋርነት ብዝጐደሎን ኣገባብ ቅኑዕ ዘይኮነ ውሳኔ ከም ዝሃበ ኣብ ማዕከናት ዜና...

View Article

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 4ይ ክፋል                  11 ጥሪ 2013   ኣብ 3ይ ክፋል ጽሑፈይ፣ እቲ ኣብ ከርሲ ህዝባዊ ግንባር ዝሰወደ ጉጅለ፣ ውልቀ-ምልካዊ ስርዓት ንምትካል ከም መደብ ምስ ኣቐመጦ፣ ንሰለስተ ማሕበራውያን ቀጸላታት (ተጋደልቲ፣ ምሁራን፣...

View Article


ሓንቲ ጭራም ሓቅነት፡ ዘልኣለማዊት ሓጎስ

ብወልደየሱስ ዓንደማርያም እወ! ዘልኣለማዊት ሓጎስ እያ። ንርግጽነት ከም ዘላታ ከተንጻባርቕ እትኽእል ጽርይቲ መስትያት ስለዝኾነት። ከም ረሳሕ መስትያት ኣይትድልዝ ኣይትሓብእ፡ ኣይተጉድል ኣይትውስኽ። ፍቶ ጽላእ፡ እታ ዝነበረትን ዘላን ከምዚኣ እያ ስለእትብል፡ ንእሽቶ ጭራም ናይ ሓቅነት ዘልኣለማዊት ሓጎስ እያ። ኣበባን...

View Article

አብ ደንበ ተቃውሞ እውን ዲሞክራስያዊ አገባባት ክንክተልን ከነተግብርን ይግብአና!!

አብ ደንበ ተቃውሞ እውን ዲሞክራስያዊ አገባባት ክንክተልን ከነተግብርን ይግብአና!! ቅድሚ ክልተ አዋርሕ ሃገራዊ ባይቶ ዓመታዊ አኼብኡ አብ አዲስ አበባ ምስልሳሉ ዝዝከር እዩ፡፡ እቲ ዝዓበየ ናይ መዛረቢ አርእስቲ ኮይኑ ንልዕሊ 4 መዓልትታ ዝወሰደ አብ አጀንዳ ዘይነበረ “ዓዋተ” መን እዩ ዝብል እዩ ኔሩ፡፡ ከም ውጽኢቱ...

View Article


ንመድረኽ ተቐሪብናዶ?

ንመድረኽ ተቐሪብናዶ? 6 ማዝያ2012 ክቡራትን ክቡራንን፡ ዓበይትን ናእሽትን ደቂ ሃገርይ፡ሒዝናዮ ዘልና መድረኽ ግዜኡን፡ኡዋኑ ተሃዋሲ እናኾነ ይኸይድስለ ዘሎ፡ደምበ ተቓውሞ ድማ ገና ዘይ ዓኾኸ ኮይኑ ይጛዓዝ ብምህላዉ፡ንዝመጸና ከቢድን ተሓላላኽን መድረኽ ንቕረብዶ ኣለና?ወይስ “ዝበረቐ ጸሓይና ዝነገሰ ንጉስና” ኢና...

View Article

ዝተቐስመ ትምህርቲ- ዋዕላን ሃገራዊ ጉባኤን ብመንጽር ህሉው ብድሆታትን ክውንነታትን

… more

View Article

ባይቶ ኣዋሳ ናበይ……. ገጹ???

ብመሰረት መብጽዓና ባይቶ ኣዋሳ ናበይ ገጹ ዝብል ጽሑፍ ካብ ሎሚ ብተኸታታሊ ከነቕርቦ ኢና፡፡ኣብዚ ደጋጊምና ከነረጋግጾ ንደሊ ንሕና ኣንጻር እዚ ንህዝቢ ረጊጹን ጨፍጪፉን ቀቲሉን ሃገር ዝበታትን ዘሎ ጨፍላቒ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ዝካየድ ሓቀኛ ቃልሲ ምስ ኩሉ ክነደጋገፍ ቁሩባት ኢና፡፡ቀዲምና ውን ኣብ ንጡፍ ስራሓት ቃልሲ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live