ደሓንዶ ከሪምኩምን ቀዊዕኩምን ኩሉኹም ደቂ‘ዛ እዝውቲ ሃገር ኤርትራ ብሓበራ? እሞ እንሆ ከኣ ሎሚ ብዓለማ ናብ ሓድሽዓመት ትሰጋገር ኣላ። ከምርዱእ ኣቀማምራ ክፍላተ-ወቕትን ምስግጋር ናብ ሓድሽ ዓመትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝፈላለ‘ዃ እንተኾነ፡ ድሕሪ ኣቀማምጣ መሬት ዝስራዕ ባህልን እምነታትንውን ዓቢ ግደ ኣለዎ። ኣብ ከበሳዊ ክፋል ሃገርና እንተረኣና ኣብ ውሽጢ ዓመት ኣርባ ዕተ … more
↧