ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 1ይ ክፋል ኣብ’ዚ እዋን’ዚ በብከባቢኡ ናይ ‘መንእሰያት’ ምጥርናፍ እናዓበየ ክኸይድ ይርአ ኣሎ። እዞም ዝጥርነፉ ዘለዉ ‘መንእሰያት’ በቲ ዝነብርሉ ከባቢ ጥራይ ዘይኮነ ብኣረኣእያ’ውን ክፈላለዩ ግድን ኢዩ። ኣነ’ውን ንባዕለይ ኣብ መጋርያ ፖለቲካዊ ህይወት ኢየ ዓብየ። ገና’ውን ካብቲ ጽልዋ ኣይተገላገልኩን። ስለዚ ከኣ ኢየ ብዛዕባ’ዚ እንርእዮ … more
↧