ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 3ይ ክፋል 06/01/2013 ኩነታት ኤርትራዊ መንእሰይ - ኣብ ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ፣ እቲ ‘ናይ ለውጢ ሓይሊ’ ተባሂሉ ዝእመነሉ መንእሰይ እቲ ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 20 ዓምት ዝርከብ ‘ውዑይ ዕድመ’ ምዃኑ ገሊጸ ኣለኹ። እዚ ክሊ ዕድመ’ዚ ንኣካላዊ ብቕዓት ናይቲ መንእሰይን ኣህጉራዊ ሕግታትን … more
↧