ኣብ ሶርያ ኣብ ሪጋ ባኒ ተሰሪዑ ዝነበረ ህዝቢ፡ ብነፈርቲ ናይ’ቲ ስልጣኑ ንምድሓን ምስ ተቓወምቱ ኣብ ኵናት ገጢሙ ዝርከብ ስርዓት ባሺር ኣልኣሳድ ተደብዲቡ ልዕሊ 90 ዝኾኑ ሰባት ከምዝሞቱ ምስ ሰማዕኩ’የ፡ ኤርትራን ሶርያን እንታይ የመሳስለን፡ እንታይ ከ ይፈላልየን ኢለ ክሓስብ ተደፋፊአ። መጀመርያ ኣብ ኤርትራ ህዝቢ ኣብ ሪጋ ባኒ ምስራዕ ካብ ዝጅምር ዓሰርተ ዓመቱ ቀሪቡ ከምዘሎ ኣብ … more
↧