አብዚ ሎሚ ሃገርናን ህዝብናን ብፖለቲካውን ቁጠባውን ማሕበራዊ ውድቀትን ቅልውላውን ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ዘፈጠሮ ጸገማት አብ ከቢድ ሓደጋ ይርከቡ። እዚ ድማ ኮን ተባሂሉ ሃገርን ህዝብን ናይ ምጽናት ፖሊሲ ብጽዑቕ ይርሓሉ ከምዘሎ ዘማላኽት ኢዩ። ነዚ ጸገማት ህዝቢ ኤርትራ አብ ሓደ ሓቢሩ ሰሚሩን ጸገማቱ ንኸይፈትሕ ድማ ስርዓት ህግደፍ አብ ውሽጢ ንዝርከብ ህዝቢ ብናይ … more
↧