Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

መላጸ ኣይሕበጥ –ብ ሃብተማርያም ኣብራሃ

$
0
0
   ሃብተማርያምኣብራሃ                                         ለንደን-ዓዲእንግሊዝ            01/01/2013 ከምቲ ኣቦታትና ‘መላጸ ኣይሕበጥ ንዝሓበጠ ክጠብሕ’ ዝብልዎ ዘረባ: ሎሚ እዚ ኣበሃህላ’ዚ ምስ ኣከያይዳ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክርስያዊ ለውጢ ብዝያዳ ሓቅነቱ እናተራእየኒ ይኸይድ ኣሎ።  ከመይ እንተበልኩምሲ እዚ ነቲ ብህግደፍ ዝሓበጠ ኣካላት ሃገርና ኤርትራ ንክጠብሕን ራህዋ ህዝብና ከበስርን ዝተጸበናዮ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ: ኣብ ካልኣይ ምዱብ ኣኼብኡ ብዘይተጸበናዮ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130