Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ትጽቢት ሓደ ሰርዊት ክሳዕ መዓስ?

ኣብዚ ቅንያት ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ንምክያድ ኣብ ዝዳለወሉ ዝነበረ ግዜ ይኹን ቅድሚኡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ይቐጽልዶ ወይስ ኣይቐጽል ዝብል ነጥቢ ብቡዙሓት ዝዝረበሉ ዘሎ ነጥቢ ኮይኑ መብዛሕቶኦም እዚ ሕቶዚ ዘልዕሉ ኣባላት ኪዳን ዘይኮኑ እዮም:: ኣብ ኣብዝሓ ሰልፍታት ምእማን ዝተፈላልየ ዝምድናታት ሰልፍታት...

View Article


2 .ናይ መንነት ሕቶ

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ክቡራት ደቂ-ኤርትራ! ቅንያቱ ቅንያት ክላይላይሶን ሰጊድ-ሰላምን ብምዃኑ፡ ኩላህና ዜጋታት ድግድጊትና ተቐኒትና ኣብቲ ልብና ዝምርምር ቤተ-ሃይማኖት ተንበርኪኽና ዝመተ ምሕደራ ተቐቢሩ ዝተዳኸመ ቁጠባናን ፖለቲካናን ዝትንሳኣሉ፡ ስዉኣት ሓርበኛታትና ዝድበሱሉ ግዜ ክመጸና ብስም’ቲ ኩሉ እንዳተኻእሎ ምእ...

View Article


“ፍልይቲ ፍጥረት”– (ፓይሎት 01-08 ሚያዝያ 2012)

ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብስም ፓይሎት ዝፍለጥ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኣብቲ ብስም ስመር ዝፍለጥ ብመንእሰያት ዝተኸፍተ ናይ ፓል ቶክ ኣደራሽ፡ ብድምር ንዓሰርተ ሽሕ ሰብ መደረ ኣስሚዑ፡፡ ኣብዚ ዳርጋ ናይ ሓደ ሰሙን መደረ ልዕሊ 450 እዋናዊ፡ ታሪኻውን ውልቃውን ሕቶታት ንሰማዕቲ መሊሱ፡፡ ኣብዚ ኣብ ታሪኽ ናይ...

View Article

እቶም ኣባጊዕ ብርግጽ ወዲቖም

እወ ወዲቖም! እሞ ሕጂ’ኸ ከናፍርካ ጎማጺጽካ ሕትም ሕትምትም ድዩ ንዘይመውት መድሃኒት ስለዘለዎ ፈውሰይ ፈውሰተ-ዓሻ ዕምብረ ሓሶታት ከንከራሩ? ፓይሎት፡ ብመጀመርታ ከምቲ ንኩሉ ብወገነይ ሰናይ ዝምነየሉ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ እንዃዕ ናብ ኩሉ መዳያት እዋን ትን ሳኤ ኣብጸሓካ። ከምኡ ድማ እንዃዕ ናብዛ ናይ ውልቅኻ...

View Article

3 -ገመል ብሕሻሉ

“እዚ ሰብኣይ ባዕሉ ይፈልጥ፡ ገለ ፍታሕ እዃ ከምጽእ ኢዩ“ ክበሃል ስሚዕኩምዶ? ነገሩ ከምቲ ሰበይትስ ሰብኣያ እምበር፡ ሰብኣይ ሰብኣያ ነይትፈልጥ ዝተባህለ ክኸውን ይክእል። ኣብ ፍጹም ምልኪ ኣትዩ ዝረዓደ ኤርትራዊ /ኣውራ’ዃ እቲ ወትሩ ጉንዲ እዝኑ ዝጭልገም ዘሎ በዓል ስልጣን/ ከኣ ሎሚ ስም መላኺኡ ምጽዋዕ ደም...

View Article


ኣዲስ ከምብሓዲሽ(ስ)።

ካብ ዋሺንግቶን ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ትበርር ነፋሪት ኣላ ዝብል ወረ ካብ ዝሰምዕ ዝሓለፈ እዋን’ኳ እንተ ዘይሓጸረ፡ ኣነስ ቅድሚ ክልተ ሰሙን’የ ባዕለይ ክፍትን ዕድል ዝረኸብኩ። ዝገርመኩም’ዩ! እንዳ ዝናን ባህታን ዝብሉዎ ደኣ እንድዒ’ምበር ንኣይ’ሲ፡  ምናልባት ድሕሪ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመታት ስለዝኾነ ግዲ ኾይኑ፡...

View Article

ሰርቢ ደም

ይሃምም ኣሎ ይጋልብ ኣሎ ሰርቢ ደም። እዚ ሰርቢ እዚ ክዘንብ ክሽብብ፡ ደናጉላ በረድ ደም ጸዲፉ ክፍግጸና፡ ብኡ ተጀፊዕና ደም ከነውሕዝ፡ ሩባታት ከኣ ብወሓይዝ ደም ክመልእ፡….. እዝስ ኣብ እዋን ምጾታት ዓለም’ምበር ኣባና ኣብ ደቂ-ኤርትራ ኣይክርአን ኢዩ ኢልካ ክሕሰብ ምተኻእለ። እንተኾነ እዚ ሰርቢ’ዚ ከይደለናዮ...

View Article

መግለጺ ደገፍ ንኣራሚ ምንቕስቓስ 21 ጥሪ 2013

ማሕበር ኤርትራውያን ንሰላምን ዲሞክራስን ኣብ ስዊስ መግለጺ ደገፍ ንኣራሚ ምንቕስቓስ 21 ጥሪ 2013 ዝተነቓነቐ ስኒ፡ ካብ ምጉራፍ ኣይድሕንን!! ኩላትና ኤርትራውያን ከም እንፈልጦ ፡ ህዝብና፡ ሕሉቡ-ንጹፉን ቐያሕቲ ደቑን ንሰዉርኡ ዝመጠወ፡ ነቶም ጎበጥቲ ግዳም፡ ብኸተርቲ ደቒ-ዓዲ ንምትካእ ኣይነበረን፡፡ እቲ ብሌን...

View Article


ብመደረ ግርማ ኣስመሮም፡ ግርማ ጀጋኑ ፎርቶ ኣይባላሾን እዩ!!

ስርዓት ህግደፍ ድሕሪ ናይ ግንቦት 1993 ሰላማዊ ሰልፍን ኣድማን እቲ ዝያዳ በዳሂ ምንቅስቓስ እዚ ኣብ ዕለት 21 ጥሪ ዝተራእየ ናይ ክፍሊ ዜና ንሰዓታት ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ተባዓት ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክተሓዝ ምዃኑ እዩ። ንብዓት ኣዴታትን መርገም ኣቦታትን ሰማይ ዓሪጉ ከንቱ ረሃጽ መንእሰያትና መሬት ካብ ዘጨቁ...

View Article


ሜላ ፈላሊኻ ግዛእ ህግደፍ ህዝቢ ኤርትራ ክልብመሉ ‘ለዎ

አብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ይኹን እንግሊዝ ኮታ ክሳብ እቲ ናይ መጨረሻ ባዕዳዊ ገዛኢና ዝነበረ መራሒ ኢትዮጲያ ኃይለሥላሴ ይኹን ፋሽሽታዊ ደርጊ(መንግስቱ ኃ/ማርያም) ህዝብና ኣንጻሮም ዝገብሮ ቃልሲ ክሓንን ከሎ ንምዝሓሉ ዝጥቀሙሉ ዝነበሩ ሰራም ሜላ ንህዝብና ብሃይማኖት ብኣውራጃን ዓሌትን ፈላልዩም ሕድሕድና ክንተፋንን...

View Article

ጋዜጣዊ መግለጺ –ሎሚ’ውን ከም ትማሊ

ጋዜጣዊ መግለጺ ሎሚ’ውን ከም ትማሊ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ተኸስቱ ዘሎ ህልው ኩነታት ለውጢ ንምምጻእ ዓቢ ተስፋ ዝህብ’ዩ። ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ክብገስ እንከሎ ኣትሒዙ ሕድሪ ስውእት ይተግበር፣ ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ነጻ ክልቐቑ ወይ ኣብ ነጻ ቤትፍርዲ ክቐርቡ፣ ቅዋም ተግቢርካ ስልጣን ንህዝቢ ይረክብ። በቲ ቅዋም...

View Article

ህግደፍ አብ ድራማ፡ EYSC-Bay Area አብ ዕላማ

መቸም ኩልና ከም እንፈልጦ ህግደፍ ባዕሉ አብ ዝሸርጠጦ ኢትዮ-ኤርትራ ኩናት 40,000 መንእሰያት አሰዊኡ ዮሃና በል ህዝብና ብዓወትካ ተዛዚሙ ኢሉና። አቐዲሙውን ንደሴታት ዝቑር ሓኒሽ አሕሊፉ ንየመናውያን ምስ ሃበን እውን ዮሃና በል ህዝበይ ዘይበለና መዓስ ኮይኑ። ሕጂ ድማ ሕሉፍ ሓሊፍዎም ወዲ ድሙ ከምቀደሙ ኮይኑዎም...

View Article

ምስጢራት መራሕቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ስታቫንገር ክቃላዕ ጀሚሩ

ድሕሪ ነዊሕ ናይ ምትላልን ምድንጋርን እዋን፡ ኣመሓደርቲ ናይቲ ብኣገልገልቲ ህግደፍ ዝምራሕ ቤተክርስትያን ስታቫንገር፡ ነቲ ብምእመናን ዝቐርብ ዝነበረ በዳሂ ሕቶታት ምምላስ ብምእባይ ከመሳምሱን ከዕገርግግሩን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 03.02.2013 ነቲ ብህዝቢ ዝቐረበ ዝተፈላለየ ሕቶታት ደም...

View Article


Concerned Eritrean-Americans from Washington DC Metro

Download (PDF, 10KB)

View Article

ዕጥቂ ስነ-ጥበበኛታትና።

                                         ዕጥቂ ስነ-ጥበበኛታትና።                          19-02-2013። ኣብ ብዓለሙ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ከም ሕ/ሰብና ካብ ብጥንቱ ሓድሽ ፍጻመታት ንምስማዕ “ኣብ ጓይላ እንታይ ይበሃል ኣሎ“? ኢልካ ምጽንጻን እቲ ኣውራ ምንጪ መረጋገጺ...

View Article


ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38 –ካብ ምብራቓዊ እዝ

ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38 ካብ ምብራቓዊ እዝ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38 ንናይ 2012 ዓመታዊ ገምጋም ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38ን ድሕሪ 21 ጥሪ 2013 ምንቅስቓስ ፎርቶን ኣመልኪቱ ካብ ላዕሊ ተላኢኹ ንመላእ ኣባል ሰራዊት እዛ ኣሃዱ ዝተነበ ደብዳቤን ዝፈጠሮ ስሚዒትን ዘጠቓልል’ዩ፡፡ ንኣድላይነቱ...

View Article

ሕብራዊት ፊልም ወስል ኣልኸዛብ ሓተል ባብ(ንሓሳዊ ክሳብ ኣፍደገ ኣሰንዮ) ብምዕራፋት

ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንኢሳያስ ሕቖኡ ምስ ጎዘዞ፡ርእሱ ከቕንዕን ቆለኡ ክለዓልን ሰለስተ ቅነ ተጀሊጡ፡፡ኣብ በዓል ስርሒት ፈንቅል ከይተቐልቀለ ደሃይ ኣጥፊኡ ድሕሪ ምቕናይ ብ14 ለካቲት ፡ኣብ ቅድሚ እታ ብሕታዊ ዋኒኑ ተለቪጅን ተኾዲሙ፡ካብ በዓቲ ከምዝወጽአ ዝብኢ ኣዒንቱ ቀባሕባሕ እናበለ ተዋስኦ ጀሚሩ፡፡ንሱ ነቶም...

View Article


መልሲ ን”ፈጻሚት ቦርድ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣትላንታ- ጆርጂያ”

መልሲ ን”ፈጻሚት ቦርድ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣትላንታ- ጆርጂያ” “Statement of Eritrean community in Atlanta-GA”,ዘርእስቱ ጽሑፍ ኣብ ዳሃይ ዶት ኮም ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ ኣንቢበ፡፡ ኣዳለውቲ ናይቲ ጽሑፍ፡ ፈጸምቲ ቦርድ ናይቲ ንነብሱ ብ”ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን...

View Article

ጀጋኑ ዝጠፍኡሉ፡ ወሻሉ ይዋራዘይሉ፡፡ መልሲ ንሓው ሮቤል ተስፋይ

መበገስ ጽሑፈይ: ብምኽንያት እቲ ኣብ ክበብ ኤርትራውያን ኮሚኒቲታት ስቶክሆልም፡ ሽወደን፡ ዞጋነፈ ባርዕ ሓዊ ኣመልኪቱ: ሓው ሮቤል ተስፋይ ብዕለት 3 መጋቢት: ምስ ራድዮ ናዝ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-ምልልስ ዝተዛረቦ ዘረባ’ዩ። ኣብዚ ቃለ-ምልልስ: ሓደ ዘደንጽው ዘረባ ሰሚዕና: ካብ ሓውና ሮቤል። እዛ ሕጽር ዝበለት ጽሕፍተይ...

View Article

“ክብሪ ንድርብ ቃልሲ ደቀንስትዮ ኤርትራውያን”

ሎሚው`ን እናሃለት ሸሞንተ መጋቢት «ዓለምለኻዊት ማዓልቲ ደቀንስትዮ» ከም ወትሩ ከተፍ ኢላ። ጽቡቕን ዕዉትን ማዓልቲ ድማ ይግበረልና። ከምቲ ልሙድ ማዓልቲ ደቀንስትዮ ክብርቲ ከም ምዃና መጠን ድማ እነሆ፡ ነዛ ማዓልቲ’ዚኣ ንምብዓላ ተባሂሉ ኣብ መላእ ዓለም ዓበይትን ንኣሽቱን ምድላዋት ይግበር ኣሎ። ንሕና ኤርትራውያን...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live