Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ዝወደቐ’ስ ከይወድቕ ነይፈርሕ፤

$
0
0
  ኣብዚ ቕንያት እዚ ፈርኸሽከሽ ስርዓት ህግደፍ ብፍላይ ድማ ሚኒስትሪ ዜና ንርኢ ኣለና።ኻብቲ ዝተሓተ ውልቐ-ሰብ ኽሳብ እቲ ዝለዓለ ሚንስተር ፡ፓይሎት፡ተማሃራይ ሓረስታይ፡ቖልዓ ሰበይቲ፡እቲ ዓዲ ምግዳፍ ብኣልማማ ብዘይ ኣፈላላይ ኾይኑ ኣሎ።     ስርዓት ህግደፍ ንሓንቲ ሰዓት ዶባት ኤርትራ ነጻ እንተዝገድፎ ነይሩ፡ዋላ እንስሳ እውን ኣይምተረፈን ነይሩ ኢልኻ ደፊርኻ ንኽትዛረብ ዋላሓንቲ ዘሰኽፍእ ነገር የብሉን።ኣብዚ ህሞት … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130