Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ንብዓት ተጋዳላይ

ምንጪ ንብዓት- ኣብ ፍጥረት: ወዲ ሰብ ጥራይ’ዩ ዝነብዕ:: እንስሳታት ኣዕዋፍ ኣይነብዑን’ዮም::ገመል: ሓርማዝ: ድሙ: ከልቢን ካልኦትን  እንተነብዑ እውን ኣዒንቶም ምስ ዝሓሙ ወይ ውን ባህርያዊ መስርሕ ምሕጻብ ኣዒንቶም ከካይዱ ከለው’ዩ:: ንብዓት ሓርገጽ ዝበሃል እውን ሓርገጽ ንግዳዩ እንዳቖርጠመ ስለዝነብዕ’ዩ::...

View Article


ሕልና!

ሕልና!!!!!! “ኣይተዕርብ ሕልና፡…..ብዙሓት ኣለዉ ዉጹዓት ከማኻ” ብመምህር  ኣልኣሚን ዓብዱለጢፍ ካብ ዜማኡ ብ1960ታት።ሕልና ደቂ ሰብ፡ ክበራበር እንከሎ፡ ኣእምሮ ብቕንዕና ይርኢ። ጻዕዳን ጽሊሞን ብዘይ ኣድልዎ ነናቶም ሕብሪ ይህቦም። ኣብ ምድማር ድማ፡ ክልተ እንተ ተደመሮ ክልተ፡ ኣርባዕተ(2+2=4) ምዃኑ...

View Article


ባይቶ ን ኳዂቶን

ብንኣምን ተኪኤ 12 August 2015 ባይቶ ን ኳዂቶን ውርጹጽ ጽሓፊ ኳ  ኣይኮንኩን ፣ ግን ሕልፍ ሕልፍ ኢለስ ፣ ገለ ሓሳባት ፣ ፈይ የብል የ ። ብቀጻሊ ክጽሕፍ ዘተባብዑኒ ውን ኣይተሳእኑን፣ ጽበት ጊዜ ስለ ዘሎ ግን ኣይ ከምትጽቢቶምን፣፣ ብዕለት 8 ንሃሰ 2015 ፣ ሓሙሽተ ሃገራውያን ውድባት ኤርትራ፣ ንህልዊ...

View Article

ኤርትራዊ ድራማ

ኣማኑኤል ሳህለ ዝሓለፈ ጌጋታትን ህዉኽ ውሳነን: ግጉይ ግብረመልስን ድሑር ባህልን: ምስ ሕሉፍ ታሪኽን ተመክሮን: ምስ ማሕበራውን ፖለቲካውን ቁጠባውን ስርዓታት ተደማሚሩን ተጓዳዲሉን: ነቲ ኣሉታዊ ናይ ህይወት ሒሳብ ሚዛን (balance sheet) የቕርበልካ: ነቲ ሕማቕ ዘመን ከኣ ጎቲቱ የምጽኣልካ። ብግዜ ጣልያን:...

View Article

እየ ክንደይ ኮን ምቖዶ !!! ???

እየ  ክንደይ ኮን ምቖዶ !!! ??? እየ እወ ክንደይ፡ ኣየ ከመይ ምቖዶ እቲ ቃልሲ ብሓባር እንተንጸምዶ እወ ብሓደ ከም እሱር ማእዶ። ኣየ እወ ክንድይ እኳ ምቆዶ እቲ ጎደና ሕውነት ብሓባር እንተንኸዶ እቲ ዓቢ ንንእሽቶ እንተዝምዕዶ ንመትከላዊ መገዲ መንእሰይ እንተ ዝጽዕዶ ህዝብን ሃገርን ፍስሃ ምወረዶ። ኩልና...

View Article


መርድእ ዕረፍቲ፡ ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ

… more

View Article

ክፉት ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ዙሪክ ስዊዘርላንድ፣ ብምኽንያት 18 መስከረም፣ ማእሰርትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ላዕለዎት...

View Article

ሓበሬታ –ፍሉይ መደብ ኣሰና ብምኽንያት 18 መስከረም

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ብምኽንያት መበል 14 ዓመት ማእሰርቲ ናይቶም ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክመጽእ ድሕሪ ምጽውዖም ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም ኣብ ምስጢራዊ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝሓቁ ዘለዉ ሓርበኛታት ኤርትራ ካብ ጽባሕ ሓሙስ 20 ነሓሰ ጀምርና ሰሙናዊ...

View Article


ካብ ኣነ ናብ ንሕና ይኹን’ቲ ጻዕርና!

… more

View Article


ሓድነት ዩ! ሓይሊ ወጽዓታት ዝአሊ

ሓድነት ዩ! ሓይሊ ወጽዓታት ዝአሊ ፍረ፡ ተኽሊ፡ ቡቑሊ፡ ኤርትራዊ ዜጋ፡ሎሚ ከም ትማሊ፡ ጉዑዞ ታሪኽ ገድሊ፡ ዳግማይ  ኣመስክሮ ፡ንመሰል፡ንኽብሪ፡ ንዉሉድ ዎሎዶ  መሰረት  ነባሪ፡  እወ    ንላዛዘብ   ነሙቓ ዛ “ደንበ፡ ምረት ህዝቢ  ንራህዋ   ይጽበ፡  ማዓት  እንዳ   ዘነበ  ንቡር ዘይረኸበ፡ ምክብባር ፡...

View Article

ፍትሒ ንምርግጋጽ፡ ጂኦግራፊካዊ ዶብ ኮነ መበቆል መንነት ኣይሓትትን።

ትርጉም ፍትሒ (justice) ኣብ መዝገበ ቃላት ትግርኛ ብኣቶ ተክአ ተስፋይ ተጻሒፉ ከምዘሎ “ብቕንዕናን ብዘይ ኣድልዎን ዝፍጸም ናይ ዕርቂ፡ ሽመት ምሃብ፡ መቕጻዕቲ ምብያን፡ ወይ ካልእ ተመሳሳሊ ተግባራት እዩ“። እታ “justice“ ትብል ናይ እንግሊዝ ቃል ኣብ Collins English Dictionary: 1, The...

View Article

ንኽትጠፍእ ከምዛ ዋዛ- ትጸበያለኻ ንቓሬዛ

                                   Tesfamariam Wel. 17/08/2015 Norway   ኣንታ ህዝቢ እንታይኻ በዲልካ? እዚ ኹሉ ተንኮል ኣብ ልዕለኻ ክንዲ ዝቐለብካ ዝሓብሓብካ ሓንጎፋይ ኢልካ ሰብ መሲሉካ ቅንይ ተልካስ ቀዳሞት ጸላእትኻ   ርስትኻ መሬትካ ገዛኻ ተዘሚትካ ወሊድካ ከምዘይ...

View Article

ኣገዳሲ ዓመታዊ ኣኼባ ኣብ ኣምስተርዳም።

… more

View Article


ሪሞ: ካብ ምህሮስ ኣእምሮ

ኣማኑኤል ሳህለ ናይ ሰብ ሓንጎል: ብዙሕ ክፍልታት ወይ ውሻጠታት ዘለዎ ይመስል። ኣብቲ ክፍልታት ድማ እተፈላለየን እንሓንሳእ ነንሕድሕዱ ዝጻረርን ዘይቃዶን ኣምራትን እምነታትን ርእይቶታትን ምቕማጥ ወይ ምውጋን ዚከኣል ኮይኑ ይስመዓኒ። ከምኡ እንተ ዘይከውን ደኣ ከመይ ኢሉ እዩ ገለ ምሁራትን ተመራመርትን ምስቲ...

View Article

መዓልቲ ሌላ ኤርትራውያን ስድራቤታት ኣብ ለንደን፣ ዓዲ እንግሊዝ

View Article


ቃል ሓዘን ኣቦና መንግሰትኣብ ሕድረ ሚካኤል

… more

View Article

መርድእ ሓውና ተስፋኣለም ኣብርሃ

… more

View Article


ኣገዳሲ ኣኼባ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ቦለኛ –ን 5 መስከረም

… more

View Article

ዘሕጉስ ብስራት ንተቀማጦ ኖርወይ በርገንን ከባቢኣን

ብምክንያት ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከተማ በርገን ንዕለት 29.08.2015 ክልተ ዓበይቲ መደባት ኣዳሊያ መርሓባ ትብለኩም ኣላ። 1ይ፣ ንህልው ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ደንበ ተቃውሞን መብሪሂ ክህቡና ክልተ ዓበይቲ ኣጋይሽ ኣዳሊናልኩም ኣለና። ንሳቶም ድማ ሀ, ኣባል  መሪሕነት ግንባር...

View Article

ቃል ሓዘን ተቓላሳይ ዶር. ሮሞዳን ፈረጅ ኢያይ

… more

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live