ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ብምኽንያት መበል 14 ዓመት ማእሰርቲ ናይቶም ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክመጽእ ድሕሪ ምጽውዖም ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም ኣብ ምስጢራዊ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝሓቁ ዘለዉ ሓርበኛታት ኤርትራ ካብ ጽባሕ ሓሙስ 20 ነሓሰ ጀምርና ሰሙናዊ ዝቐርብ ፍሉይ መደብ ኣዳሊናልኩም ኣለና። በዚ መሰረት፡ ኣብቲ … more
↧