Quantcast
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ተስፋ ኣፍሪቃ፣ ንዓና ንኤርትራውያን ‘ውን ይብጽሓና እዩ!

እታ ትውልዲ ዓደቦ፣ ቀዳማይ ጸሊም ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነት ሃገረ ኬንያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፣ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ብዝገበሮ ወግዓዊ ምብጻሕ፣ ብሃፈጽታ ተስፋ ፉሕፉሕ ክትብል ቀንያ። ወሓለታት ስነጥበበኛታት ዝወቀጡዎ ምስሊ ኦባማ ዝተለጠፎ ማልያታትን ፖስተራትን ኣብ ጎደናታት ክሸጡ...

View Article


መልቀስ ሓብትና ጸሃይ ማትያስ ሓድጉ –ካልጋሪ

… more

View Article


እተደናጎየ ህዝባዊ ናዕቢ

ኣማኑኤል ሳህለ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ: ይብል ነበረ ንጉስ ሰሎሞን። ማለት ብናይ ሕጂ ኣዘራርባ: ኣብ ትሕቲ ውልቀመላኺ ንምንብርካኽ: ኣብ ትሕቲ ውልቀመላኺ ንዘይምንብርካኽ። ንህግደፍ ምጽዋር: ንህግደፍ ንዘይምጽዋር። ኽልተ ካብ ሚእቲ ንምኽፋል: ኽልተ ካብ ሚእቲ ንዘይምኽፋል። ኣብ መቓብር ደቅኻ ንምስዕሳዕ: ስለ ዝሳዕሳዕካ...

View Article

ከይንጠፍእ እናሰሓቕና –ብሓባር ነድሕና ሃገርና

ከይንጠፍእ እናሰሓቕና ብሓባር ነድሕና ሃገርና Tesfamariam Wel. 29/o7/2015 Norway ደገፍቲ ተቓወምቲ ምባል ይጽናሓልና ኣብ ጠልጠል ዘላ ሃገር ቅድም ነድሕና ዕድል ኣይንሃቦም ጸላእቲ ከይጎብጥና ስወር ከይትብል ኣይንዓኹም ኣይንዓና   ንጉዳይና ኣይንርአዮ ብህልኽ ብጽልኢ ኩፍእ እናረአኻ ዓገብዩ ምባል...

View Article

ዑደት ባራክ ኦባማ፡ንገለ የሕመማ፡ ንገለ ረብሓ ሃደማ፡ንገለ ጠቐማ! ብዘሰኒታ

ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪቃ ዘካየዶ ዑደት፡ ኣብ ከባቢናን ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለምን፡መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ቐኒዩ ኣሎ።ኦባማ፡ ኣብ ኬንያን ኢትዮጵያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክገበር ምዃኑ፡ኣብ ዝተገልጸሉ እዋን ዓቢይ ዛዕባ ኮይኑ ከምዝነበረ ናይ ቐረባ ተዘኽሮ’ዩ። ኦባማ፡ናይታ ዓባይን ሓያልን ሃገር ዝኮነት ኣሜሪካ፡መራሒ...

View Article


ኤርትራዊነት? ኤርትራዊት/ኤርትራዊ?

ንኹሉ ወዲ ሃገር ሓልፍነት ዝስምዖ፡ ግዱስን፡ ተቖርቛርን ብህዝቡን፡ ብሃገሩን! ንዝተሰዉኡን፡ ኣብ ቤት ማእሰርትን፡ ኣደራዕ ዝዓሰሎ ኣገልግሎትን ዝርከቡ፡ ኣብ ስደት ኮይኖም ከይደቀሱ ንዝሓድሩን፡ ኩሎም ጽንዓትን፡ ኣስተውዕሎን፡ ንጹርን ዝኾነ ኣተሓሳስባን፡ ሕላናኦም ከየዕረቡ ኣብ ቃልሲ ዝርከቡን፡ ሰላምን ትዕግስትን ምስ...

View Article

ንኤርትራ ካብ ሕሰም ንምድሓን ስምረት የድሊ: ጻዋዒት ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት –ኣርኣያ ደበሳይ ፕሮፈሰር...

 ንኤርትራ ካብ ሕሰም ንምድሓን ስምረት የድሊ ጻዋዒት ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኣርኣያ ደበሳይ ፕሮፈሰር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደላወር ኣሜሪካ መእተዊ- ” ድምጺ ኤርትራ” ዝተሰምየ ጉጅለ ኣብ’ዚ ቀረባ ጊዜ ክልተ ዓንቀጻት ጽሒፉ:: እቲ ናይ ፈለማ ” ቅልጡፍ ኣድማዕን ነባሪ ፍታሕ ንሕሰም ኤርትራ” ኣብ...

View Article

ገለ መዓቀኒታት ምስ ክልተ ነገራት !! –ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣቦ መንበር ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ

… more

View Article


መዓልቲ ኑዛዜ ትመጽእ ኣላ

ስርዓት ህግደፍ ሓደ ካብቲ ካብ ነዊሕ እዋን ክጥቀመሉ ዝጸንሐን ዘሎን ሽጣራታትን ተንኮላትን፡ ኣብ መንቀራቅሮ ኣትዩ መውጽኢ ምስሓርበቶ፡ ካብ ተሓታትንት ንምህዳም፡ ሓቅታት ንምጥምዛዝን ተሓላቂ ንምምሳልን፡  ንህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ንምድንጋር ዘውጽኦን ዘካይዶን ዘቆጸልጽል መግለጺታትን ዘካይዶ መናውራታት’ዩ። ኮሚሽን...

View Article


ስለምንታይ ግን፧

ብ.ጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ)01/08/2015 መሰልካ ክትመዝን፣ ፈውሶ’ቲ መርዘን ኣይትፍኮስ ርዘን!  ብጭብጢ ግን ሓዘን፡ ካብ ኣፍልጦኻ ንላዕሊ ሓያል ክትበሃል ብምግዳስ ጠለብ ህዝቢ ምስትብሃል ብፍትሒ ዝሰሓል በሊሕ ከይደሃል ህዝባዊ-ጠለብ መልስ ክብል ከሎ ሃልሃል፡ ሕልናዊ መግብኻ ሓቂ ንቅንዕናኻ ዘይንከ ስንቂ ንኹሉ...

View Article

መኸተ ኣንጻር ምሕሳብ

ኣማኑኤል ሳህለ ብተመክሮታትን ተምሳላትን ምስልታትን: ብምግንዛብን ምዝማድን ምንጽጻርን: ከምኡውን ብእተጠላለፈ ህዋሳዊ ፈትልታት ዝመልአ ሓንጎል ወድሰብ: ካብ ምሕሳብ ኣየዕርፍን። ሰብ: ምሕሳብ ደው ምስ ዘብል: ምንባሩውን ኣይፈልጥን። በዚ ምኽንያትዚ ኸኣዩ ደካርት እተባህለ ፈረንሳዊ ፈላስፋ: እሓስብ: ስለዚ ኣለኹ:...

View Article

ድላይካ እንተተዛርቡኻ’ሞ ዕዳ ዘይብልካ እንተዝሰዱኻ :

ሳላ ምዕቡል ተክኖሎጂ መራኸቢታት ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም: ኣብ ውቅያኖስ ኣብ ሰማይ ዝፍጸም ኣብ ቤትካ ኮፍ ኢልካ: ኣብ ጉዕዞ ኮንካ ትከታተሎ:: ዘሕዝን: ዘደስት: ዘነድር: ዘተባብዕ ፍጻሜታት ትዕዘብን ትሰምዕን:: ክንዲ ጽፍሪ ኣብ ትኸውን መሳርሒ ሰኒድካ ኣብ ዘድለየካ ጊዘን ቦታን ደጊምካ ትውከሶ:: በዚ ምዕባለ’ዚ...

View Article

ዝምድና ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ንናይ ሓባር ረብሓ፡ ዳግም ክሕደስ ኣለዎ –ብ ሓው ቴድሮስ መንግስቱ ኣብ ሰያትል ኣብ...

… more

View Article


ሃገራዊ ባህርያትና

ኣማኑኤል ሳህለ ብ 1871 ሃገር ኢጣልያ ነቶም ገዛእታ ሰጒጓ ናጻ ምስ ወጸት: ኢጣልያስ ከም ሃገር ተፈሊጣ: ኢጣልያውያን ግን ከም ህዝቢ ተፈጢሮም ዲዮም? ዚብል ዘረባ ይቃላሕ ነይሩ። ከምዚ ኪብሃል ከሎ: ነታ ሓዳስ ሃገር ኣብ ሓድነትን ራእይን እተመርኮሰ ፍሉይ ባህርይ ወይ መንነት ዘልብሱዋ ህዝቢ ምስኣ ተፈጢሮም ዲዮም...

View Article

ፍትሒ –ፍሉይ ሕታም

… more

View Article


ኩልዕቲ ሽም “ኣስማሪኒ”

… more

View Article

ንቕሓትና ነዕብይ ሳልሳይ ክፋል –ጎዲምና ከንተርፍ ንበራበር

ጎዲምና ከንተርፍ ንበራበር ኣብ ቀዳማይ ክፋልን ፡ ዓማጻይ ኣብ ዝዕመጹ ሰባት ክጥቀመሎም ይኽእል ‘ዩ ኢለ ዝሓሰብክዎም እከይ ጥበባትን ሳዕቤኑን፡ ከምኡ ‘ውን እቶም ግዳያት ዝኾንና ኣብ ምንታይ ክንነቕሕ ከምዘለና ንኣንባባይ ክሕብር ፈቲነ ‘ለኹ። ኣብ ካልኣይ ክፋል ከኣ ሓደ ርእይቶ ወሃባይ ብዝሃበኒ ርእይቶ ምርኩዝ ጌረ...

View Article


ህይወት ድሕሪ ጥልመት

ህይወት ድሕሪ ጥልመት ዝኸበርካ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም፡ ካብ ኩሎም ንዕድመ ስልጣን ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝከላኸሉን ስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ዘብእሱን ዘለዉ ልሙሳት መሳርሕትኻ ንዓኻ ምሕራየይ፡ ተራኻ ንምቁንጻብን ወይ ንምንኣድን ኢለ ኣይኮንኩን። የግዳስ ብኣኻ ኣቢለ ናብ ካልኦት ሰበስልጣን ህግደፍ ከሕልፎ ዝደለኹ ኣገዳሲ...

View Article

ግጉይን ዘየልቦን ስእልታት

ኣማኑኤል ሳህለ ሓምላይ ወይ ቀጠልያ መነጽር (ኮክያለ) ገይሩ ዚዛወር ሰብ: ኩሉ ሰብን ከባቢኡን ቀጠልያ ኾይኑ እዩ ዚረኣዮ። ቀዪሕ መነጽር ዚገብር ሰብውን ከምኡ: ኩሉ ቀዪሕ ኮይኑ ይረኣዮ። ብሓጺሩ እቲ ሕብራዊ መነጽር ዚገብር ሰብ: ሓደ ዓይነት ሕብሪ ጥራይ እዩ ክርእይ ዚኽእል: ስለዚ ነቲ ኣብ ዕምባባታት መሮርን ኣብ...

View Article

ሓበሬታ –ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ

ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grassroots Movement)፡ ን Aug 15, 2015 ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ዝካየድ ኣኼባ፡ እዞም ዝስዕቡ መደባት ክህልው ኢዮም። ብሽማግለ ናይ’ቲ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጸብጻብ ስራሓ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live