ትርጉም ፍትሒ (justice) ኣብ መዝገበ ቃላት ትግርኛ ብኣቶ ተክአ ተስፋይ ተጻሒፉ ከምዘሎ “ብቕንዕናን ብዘይ ኣድልዎን ዝፍጸም ናይ ዕርቂ፡ ሽመት ምሃብ፡ መቕጻዕቲ ምብያን፡ ወይ ካልእ ተመሳሳሊ ተግባራት እዩ“። እታ “justice“ ትብል ናይ እንግሊዝ ቃል ኣብ Collins English Dictionary: 1, The quality or fact of being just. 2, The prin- ciple of fairness … more
↧