ኣማኑኤል ሳህለ ናይ ሰብ ሓንጎል: ብዙሕ ክፍልታት ወይ ውሻጠታት ዘለዎ ይመስል። ኣብቲ ክፍልታት ድማ እተፈላለየን እንሓንሳእ ነንሕድሕዱ ዝጻረርን ዘይቃዶን ኣምራትን እምነታትን ርእይቶታትን ምቕማጥ ወይ ምውጋን ዚከኣል ኮይኑ ይስመዓኒ። ከምኡ እንተ ዘይከውን ደኣ ከመይ ኢሉ እዩ ገለ ምሁራትን ተመራመርትን ምስቲ ዘይኣምኑሉን ምስቲ ብስነሞገታዊ መገዲ ኪሓስቡ ኸለዉ ኣእምሮኦም ኪቕበሎ ዘይክእልን ነገራት ተሳኒዮም … more
↧