ሓድነት ዩ! ሓይሊ ወጽዓታት ዝአሊ ፍረ፡ ተኽሊ፡ ቡቑሊ፡ ኤርትራዊ ዜጋ፡ሎሚ ከም ትማሊ፡ ጉዑዞ ታሪኽ ገድሊ፡ ዳግማይ ኣመስክሮ ፡ንመሰል፡ንኽብሪ፡ ንዉሉድ ዎሎዶ መሰረት ነባሪ፡ እወ ንላዛዘብ ነሙቓ ዛ “ደንበ፡ ምረት ህዝቢ ንራህዋ ይጽበ፡ ማዓት እንዳ ዘነበ ንቡር ዘይረኸበ፡ ምክብባር ፡ ሲኒት ሩሑቕ ዝቀረበ፡ ብድሕሪ ሞት ጥዕና … more
↧